Friday, September 18, 2015

ኣብዚ ሰሙን እዚ ንጉዕዙይ ምሕደራ ሰርዓት ወያነ ኢህደግ ብምቅዋም ብርክት ዝበሉ መንእስያት ናብ ወድብ ዴምህት ከም ዝተፀምበሩ ካብ ክፍሊ ታዕሊም ዝበፅሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ።



 ብመስረት'ቲ ሓበሬታ ንኸፋፋላይ ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ብምቅዋም ብርክት ዝበሉ  ሓደስቲ  መንእስያት  ናብ  ክፍሊ ታዕሊም ዴምህት  ምፅምባሮም ድሕሪ ምግላፅ ካብኣቶም ገለ ኣስማት ንምጥቃስ፣-
1-ተኽላይ ታፈረ ገብረዋሕድ ካብ ዞባ ማእከል ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ጣብያ ዓዲ ላኽያን ቁሸት ዓዲ በዛ
2- በሪሁ ገብረዮሱስ ሓድጉ ካብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ጉሎ መኻዳ ጣብያ ኣዲስ ተስፋ ቁሸት ደንጎሎ
 3- ነፀረኣብ  ኣባዲ ፍስሃ ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ገምሃሎ ቁሸት ሑመር
4-ፍስሃ  ገብረስላሰ  ገብረ መድህን ካብ ዞባ ማእኽል ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ ቤት ገበዝ ቁሸት ዝባን እንዳቦይ ገብራት
5-ጉዑሽ ሃይለ ገብረሰላሴ ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ኣድራሻ ቁሸት ዓዲ እሙሩ
6-ዓወት  ገዛኢ ፈዳይ  ካብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ጉለመኻዳ  ከተማ  ዛላምበሳ
7-ክብሮም ገብረ ፃድቕ ረዳ  ካብ ዞባ ማእኽል ወረዳ መረብ ለኸ ጣብያ ዓዲ ፍታው ቁሸት ዓዲ ቀረ ዲሂም
8-በሪሁ ኣብረሃ ተላ ካብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ኣምባኣላጀ ጣብያ ስስት  ቁሸት ከታረ
 9-በረኸት ገረኺዳን ወለማርያም  ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ጣብያ ዓዲ ለኽያን ቁሸት ዓዲ በዛ
10-ሚኪኤለ ካሕሳይ በርሀ ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ዓዲ ፀፀር ቁሸት ደምበ ለኻ
11-ፀጋይ ሃፍታይ ታደለ  ካብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ፅገረዳ ቁሸት ፅገ ረዳ
12-ከዲር ወህቨይ ኣብራር ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ዓዲ ብዘት ቁሸት ዓዲ እምብሉ
13-ሓጎስ ገብረሃንስ ንጉሰ ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ መረብ ለኸ ጣብያ ዓወት ቁሸት  ወረራ
14-ግደይ ወለንችኤል  ወለማርያም ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ  ወረዳ ሽረ ጣብያ ሰመማ ቁሸት ዓብቅ
 15- ኣሸናፊ ገብረ ዮሱስ  ወልዱ  ካብ ዞባ ምብራቅ  ወረዳ ጉለመኻዳ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ቑሸት ዓዲ ገናሕ
 16- ዘነበ ኣለም ገብረ ሚኪኤል  ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ባድመ ቁሸት ባድመ
17-ገብረሂወት ጉዑሽ ገብረመስቀል ካብ ዞባ ማእከል ወረዳ መረብ ለኸ ጣብያ ራማ ቁሸት 03
18-መብራህቶም ሓድሽ ተኽለ  ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ጣብያ ዓዲ ክልተ ቁሸት ገዛ ስቓ
 19-ክብሮም ተሸመ ክንፈ  ካብ ዞባ ማእከል ወረዳ መረብ ለኸ ጣብያ ማይ ወዲ ዓምብራይ ቁሸት ዓዲ ገባ ካልኦት እንትኾኑ
ብፍላይ ፍስሃ ገብረስላሰ ኣንፃር ሰርዓት ወያነ ክቃልስ ካብ ዘገደዶ  ምኽንያት ኣንትገልፅ እቲ ስርዓት ንመጋበርያ ንኽኾንዎ  ልቓሕ ብምሃብ ተሸለምቲ ምዴል ኢኹም ኢሉ ከብቅዕ  ተገልቢጡ ብሉኡኻቱ ኣቢሉ  ናይ ኣይተ ገረዝጊሄር ጋዕሲ ዝተብሃለንፁህ ዜጋ 13 ቆፎ ንህቢ ብማላታይን ክምዝጠፍእዎም  ገሊፁ።
  ተዓላማይ  ጉዑሽ ሃይሉ  ገብረስላሰ ብወገኑ  ኣብ ዝሓለፈ መረፃ ንወድብ ዓረና ዝመረፁ  ወገናት ካብ ዕደላ  መሬት ከምዝተረፉ ድሕሪ ምግላፅ   ቅድም ክብል እውን ዝወሰድዎ  ልቓሕ  እዋኑ ከይኣኽለ  ክፈሉ እናበሉ የገድድዎምን ንዘይከፈሉ  ድማ ይኣስርዎምን ምህላዎም ገሊፁ።