Thursday, July 24, 2014

በቃፍታ ሁመራ ወረዳ ውስጥ የሚገኙ የፖሊስ አዛዦች ህጋዊ ባልሆነ ስራ ላይ ተሰማርተው እንደሚገኙ የተገኘው መረጃ አስታወቀ።


በትግራይ ሰሜናዊ ምእራብ ዞን ዓዲ ዳዕሮ ወረዳ፤ ዕጉብ ቀበሌ ውስጥ የሚገኘው ህብረተሰብ በውሃ እጥረትና ሌሎች የመሰረተ ልማት እጥረት ምክንያት ለተለያዩ ችግሮች መጋለጡ ምንጮቻችን ከቦታው ገለፁ።

በቅርብ ጊዜ የተደረገው የመንግስት ሰራተኞች የደመወዝ ጭማሪ የሁመራ ‘ከተማን ማህበራዊ የኑሮ ውድነት አባብሶት እንደሚገኝ ምንጮቻችን አስታወቁ።

በሁመራ ከተማ ሐምሌ 4/2006 ዓ.ም በተከሄደው የሴቶች ኮንፈረንስ ላይ ህወሃት ኢህአዴግ የትግላችንን ፍሬ አላካፈለንም በማለት በነበረው መድረክ ጠንካራ ክርክር እንዳደረጉ ምንጮቻችን ከቦታው አስታወቁ።

በትግራይ ምእራብ ዞን ቃፍታ ሁመራ ወረዳ ልዩ ቦታው “ዓላው” ተብሎ በሚጠራው አካባቢ ሰኔ 10/2006 ዓ/ም በአካባቢው ሚልሻና በሱዳን ወታደሮች መካከል ግጭት መፈጠሩ ተገለጸ፣፣

ኣብ ከተማ ሑመራ ብ4ተ ሓምለ 2006 ዓ/ም ዝተኻየደ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኮንፈረንስ እተን ተኣከብቲ ህወሓት ኢህወደግ ፃማ ቃልስና ኣይከፈለናን ብምባል ኣብቲ መደረኽ ሓያል ክትዕ ከም ዘልዓላ ምንጭታትና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም፣፣

ኣብ ዞባ ማእኸል ነበርቲ ወረዳ ኣሕፈሮም ምስ ዴምህት ርክብ ኣለኩም ብዝብል ንፁሃት ሰባት ኣብ ከተማ መቐለ ተኣሲሮም ይሳቐዩ ምህላዎም ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብዚ ቅንያት ዝተገብረ ዘይረብሕ ወሰኽ መሃያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ነቲ ኣብ ከተማ ሰቲት-ሑመራ ዝፀንሐ ስእነት ጠለብ ማሕበራዊ መነባብሮ ኣጋዲድዎ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣፣

ኣብ መቐለ ዝርከቡ ካብ ዩኒቨርሲታት ዝተመረቑ ተማሃሮ ብጉጅለ ትኸዱ ኣለኹም ብዝብል ምኽኒት ምፍርራሕን ማእሰርትን ይወርዶም ከም ዘሎ ምንጭታትና ካብታ ከተማ ሓቢሮም፣፣

ግፍዕታት ይወርዶም ከም ዘሎ ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ መንጎ ክልላት ቤንሻንጉልጉሙዝን ኦሮሚያን ኣብ ትርከብ ወረዳ ቱንጉ ዝርከቡ ነበርቲ ኣባላትን ደገፍትን ኦነግ ኢኹም እናተባሃሉ ብካድረታት ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ።