እቲ ኣብ
ከተማ ባህርዳር ክካየድ ዝቐነየ ብቁዕ መለክዒ ዘይብሉ ንረኣዩልና ስምዑልና ዝተኻየደ በዓል ከተማታት ምክንያት ብምግባር።
ሓለፍቲ ናይቲ ክልል ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ካብ ዝተላዕሉ ነጥብታት። ኣብ ታሕታይ ኣርማጨሆ ኮር-ሑመር ዝርከብ 40 ኪሎ ሜትር ናብ ውሽጢ ዝኣቱ ናይ ኢትዮጵያ ልሙዕ ሕርሻ መሬት። ሰበ ስልጣን ህወሓት-ኢህወዴግ ኣብ ማእኸልላ ኣትዮም ንሱዳን ስለ ዝሸጥዎ። ነበርቲ እቲ ከባቢ ዝሓረስዎ
መሬት ሲኢኖም ኣብ ከቢድ ፀገም ወዲቖም እዮም ክብሉ ገለ ካብ’ቶ ተኣከብቲ ከምዝተዛረቡ እቲ ዝበፀሐና ሓበሬታ ገሊፁ፣
ኣብቲ ብሽም መዓልቲ ከተማታት ተባሂሉ ብዓስርተታ ሚልዮን ገንዘብ
ህዝብን ሃገርን ዝባኸነሉ በዓል ኣብቲ ዝተኻየደ ሽልማት። ኣዋሳ
ቀዳመይቲ፤ መቐለ ካልአይቲ፤ ባህርዳር ድማ ሳልሰይቲ ብምውፃእ
ዝሸለመወን እንትኾኑ። ብፍላይ ከተማ ባህርዳር ሳልሰይቲ ክተወፅእ
ዝኸኣለት እቲ ዝፀንሐ ሃፍቲ ተፈጥሮ እንተዘይ ኮይኑ ዝተርኣየ
ልምዓት የለን ብምባል እቲ ኣኼባ ኩሉ። ብዘይምርድዳእ ከም ዝተበተነ ተገሊፁ፣