skip to main
|
skip to sidebar
Pages
NEWS
EDITORIAL
TIGRIGNA-RADIO
AMHARIC RADIO
CONCERT TPDM BAND
AIM
VIDEO
INTERVIEW
PROGRAM
TPDM MUSIC
ARTICLE
ABOUT US
POEMS
▼
Powered by
Blogger
.
Thursday, August 23, 2012
ድርጅታዊ መግለጫ
›
በአምባገነኑ የወያኔ-ኢህአደግ ስርዓት አመራር መለስ ዜናዊ ሞት ምክንያት ከትግራይ ህዝብ ዴሞክራሲያዊ ንቅናቄ (ት.ህ.ዴ.ን)የተሰጠ ድርጅታዊ መግለጫ!
ውድባዊ መግለፂ!
›
ብምኽንያት ሞት ኣምባገነን መራሒ ስርዓት ወያነ መለስ ዜናዊ ካብ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ/ ዴ.ም.ህ.ት/ ዝተወሃበ ውድባዊ መግለፂ!
ከተማታት ሃገርና
›
ዓበይቲ ከተማታት ሃገርና ኣብ ትሕቲ ፅንኩር ሓለዋ ድሕንነት ኣባላት ስርዓት ወያነ ከም ዝርከባ ተሓቢሩ።
ኣዳማ ዩንቨርሲቲ
›
ተማሃሮ ኣዳማ ዩንቨርሲቲ መብዛሕትኦም ግዙኣት ሓሽሽን ዝተፈላለዩ ሱሳትን ከም ዝኾኑ ተሓቢሩ።
Monday, August 6, 2012
ጀነራላት ህወሓት
›
ጀነራላት ህወሓት ጥራሕ ንበይኖም ብፍሉይ ኣኼባ ምክያዶም ላዕለዎት ሰበስልጣን ወያነ ኢህወዴግ ኣብ ስግኣት ከም ዝወደቑ ምንጭታት ገሊፆም።
Friday, July 27, 2012
ሕገ መንግስቲ ኢህወዴግ
›
ሕገ መንግስቲ ስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ብዘለዎ ክፍተት ንሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ዘዉድቕ ከም ዝኾነ ላዕለዎት ምሁራትን ሰብ ሞያ ሕግን ገሊፆም።
Thursday, July 12, 2012
ትህዴን ምርኮኞችን ሸኝቷቸዋል
›
የትግራይ ህዝብ ዴምክራሲያዊ ንቅናቄ (ት.ህ.ዴ.ን) በተለያዩ አውደ ውጊያዎች የማረካቸውን የወያኔ-ኢህአዴግ ወታደሮች ዛሬ ሓሙስ 5/11/2004 ዓ/ም ድርጅቱ ባቀረበላቸው ሦስት አማራጮች መሰረት በፍላጎታቸው ለመሄድ ወ...
ሙሩኻት ብክብሪ ኣፋንዩ
›
ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ ዴምህት ኣብ ዓውደ ኲናት ዝማረኾም ወተሃደራት ወያነ ሎማዓንቲ ሓሙስ 5/11/2004 ዓ/ም መማረፅታት ብምሃብ ከከም ድሌቶም ብኽብሪ ኣፋንዩ። click her video
‹
Home
View web version