Monday, July 2, 2018

ኣብዚ ሰሙን እዚ ብርክት ዝበሉ ሓደሽቲ መናእሰይ ናብ ክፍሊ ትምህርትን ስልጠናን ዴ.ም.ህ.ት.ተፀንቢሮም።



ካብኣቶም ውሱናት ንምጥቃስ ድማ፦
1.  ብርሃነ ገረኪዳን ገረስላሰ፣ካብ ዞባ ሴ/ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ገምሃሎ
2.  ሮቤል ሓዱሽ ናይዝጊ፣ካብ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ዛላምበሳ
3.  ጉዕሽ ገ/ሂወት ንግሩ፣ካብ ዞባ ሴ/ምዕራብ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ጣብያ ዓዲ ክልተ
4.  ኣሕፈሮም ጋይም ገብረኪዳን፣ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ ሆያ መደብ ።
5.  ሮቤል ገረኪዳን፤ባህራን ደስታ፤ ሱዛና ማሓሪ፤ ሳምሶም ዳኒኤል ፣ደጀን ተስፋይ 5ኦም                   ካብ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ማርታ 
6.  ሃፍቶም ገብረሃወርያ ሓጎስ ፣ካብ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ሓውዜን ጣብያ ሓየሎም
7.  ክብሮም ሓጎስ፤ሕሉፍ ሃይለስላሴ ፤ሙሴ ንጉሰ፤ቴድሮስ ፉሱሕ ፣4ኦም ካብ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ኢሮብ ጣብያ ዓሊቴና
8.  ተኽሎም ከዋኒ ሃይለ፣ ካብ ዞባ ሴ/ምዕራብ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ጣብያ ዓዲ ነብሪኢድ
9.  ፀጋይ ተስፋይ ገብረ፣ ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ወርዒ-ለኸ ጣብያ ዝባን ኒገ
10. ተኪኤ ተስፈማርያም፣ ኣሸናፊ ተስፋይ ፣ክልቲኦም ካብ ዞባ ሴ/ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ለምለም
11. ሓየሎም ኣርኣያ ገ/ሂወት፣ ካብ ዞባ ሴ/ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ገምሃሎ
12. ስየ መብራህቶም፣ኣሸናፊ ተኪኤ፣ክልቲኦም ካብ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ኣዲስ ተስፋ ፣እንትኾኑ ንሳቶም ብሓባር ኮይኖም ካብ ዝሃቡዎ ሓሳብ ፣ኣብዚ ሕዚ እዋን ህዝቢ ትግራይ ናብ ስግኣትን ወጥርን ንኽኣቱ ኮነ ኢሎም መራሕትን ካድረታትን ህወሓት ይሰርሑ ኣሎው፣ነዚ ድማ መንእሰይ ዎሎዶ ንኩፉእ ተግባራቶም ተረዲኡ ኣንፃሮም ከዓል ኣሎዎ ብምባል ይገልፁ።

1 comment: