Tuesday, September 10, 2013

ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት 2006ን በዓል ቅዱስ የውሃንስን ካብ ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ዴ.ም.ህ.ት) ዝተዋሃበ ውድባዊ መግለፂ

ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጥን ወፃእን፤ ንጀጋኑ ተጋደልቲ ዴምህት፤ ንኣባላት ውድብናን ደገፍቲ ቃልስናን ንተቓወምቲ ውድባት ሃገርናን እንŠú ናብ ሓድሽ ዓመት 2006 በዓል ቅዱስ ዮወሃንስን ኣብፀሓና ኣብፀሓኩም
ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ይኽተሎ ብዘሎ ዘይሓላፍነታውን ዘይፍትሓውን ኣካይዳ፤ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝበአሰ ጭቆናን ዓዘቕቲ ሕሰም መነባብሮን ካብ ዝወድቕ እነሆ 22 ዓመታት ኣቑፂሩ ኣሎ
ኣብ ስልጣን ዝርከብ ውልቀ-መላኺ ስርዓት ብዘይ ድሌት ህዝቢ ኢትዮጵያ ስልጣን ምስ ጨበጠ ህዝቢ ኣብ ገዛእ ሃገሩ: ሰብኣዉ} ዴሞክራሲያዉ} መሰሉ  ተኸቢሩ ኣብ ውሽጢ ሃገሩ ተንቀሳቒሱ ሰሪሑ ክነብር ዝኽእለሉ ባይታ ተዓፅዩዎ ኣብ ከቢድ ሽግር ወዲቑ ይርከብ
ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ተንቀሳቒሱ ከይሰርሕን ኣብ ዝመረፆ ከባቢታት ሃገሩ ከይነብር ምዕጋት ጥራሕ እንተይኮነስ ንዘመናት ፅዒሩ ዘፍረዮ ሃፍተ-ገነቱ’ውን እናተሓደገ ከም ባዕዲ /ካልኣይ ዜጋ/ ተቖፂሩ ካብ [UGê ›{mkSDê ›{kS np ክባረር ፀኒሑን ኣሎን።
መራሕቲ ወያነ-ኢህወዴግ ብሽም ህዝቢ ኢትዮጵያ እናሸቀጡ ውልቃዊ ሃፍቲ ምኽዕባትን ቀፃላይ ዕድመ ስልጣኖም ከመይ ይናዋሕ ጥራሕ ብምሕሳብ። ህዝቢ ዘይተሳተፈሉ ፅባሕ ፅባሕ ኣብ ዘውፅእዎም ኣዋጃት። ህዝቢ ከይንቀሳቐስ ቆሪኖም ንምሓዝን ንምጭፍላቕን ዝተጠቕምሉን ዝጥቀምሉን ዘለው ምዃኖም ካብ ኩሉ ዜጋ ዝተኸወለ መስርሕ ኣይኮነን።
እዚ ዓማፅን ውልቀ-መላኽን ስርዓት ብሰንኪ ዝኽተሎ ዘሎ ዓፋንን ጨፍላቕን ኣካይዳ፤ ዕድመን ፆታን ከይፈለየ ብርክት ዝበሉ ወገናት ጨውዩ ብምውሳድ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝዳጎኖምን ኣብ ዝወደቕሉ ከይተፈለጡ ሓቒቖም ዝተርፉ ዘለው ዜጋታት ክትሰምዕን ክትርእን እንከለኻ፤ እዚ ስርዓት ክንደየናይ ንህዝብን ሃገርን ዘይሓሊ ፀረ-ህዝቢ ምዃኑ ዘረጋግፀልና ሓቂ’ዩ።
ሃገርና ዜጋታታ ኣብ ክንዲ ተማሂሮም ንቁምነገር በፂሖም ነቲ ዘምሃሮም ህዝቢ ዘገልግሉ ብሰንኪ ብልሹው አሰራርሓን ፖሊሲኡን ብዝተፈላለየ ኣንፈት ብቐፃሊ ናብ ስደትምርሑ ኣደዳ ኣደራዕ፤ ስቓይን ሞትን {ê} ምርኣይ  ልሙድ  KšSkï L—‰|q sò| –DM Šmk ›‘é} –Kpq …chëÇïT'D÷
ስለዝኾነ ድማ ብኹሉ ኣንፈት ኣንፃር ስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ቃልሲ ውፅኢት ናይቲ ብልሽው አካይድኡ እዩ። ምኽንያቱ ኩሉ ጊዜ ወፅዓን ጭቆናን እንተሎ መፍትሒ ወፅዓ ቃልሲ ስለዝኾነ ኣብ ስልጣን ብዘሎ ገዛኢ ስርዓት ሰብኣውን ዴሞክራሲያውን መሰላቱ ዝተሓረሞ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ መሰሉ ንምርግጋፅ ብዝጥዕሞ መንገዲ ተወዲቡ ቃልሱ ኣሕይሉ ዝቕፅለሉ ዘሎ
Šብ’ቲ በብአንፈቱ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ቃልስን ናይ ተቓውሞ ሰልፍታትን ኣካል ዝኾነ ውድብና ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ዴምህት) ሓደ ኮይኑ: ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ ንስለ MX´³—Æ [mk…‘é} «N‹V]¥‘é} K[Eq B›ké ኩሉ ዓይነት መስዋእቲ እናኸፈለ መፂኡን ኣሎን
ዝኸበርካ ህዝቢ „ïq¨ÃÂö¥!
ኣብ ውሽጢ‘ዞም ዝሓለፉ 22 ዓመታት ብሰንኪ ፋሽሽታዊ ስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ንዕኡ ብዝጥዕሞ መንገዲታት  ክትጓዓዝን ተማእዛዚ ጥራሕ ኮይንካ ኣሜን ኢልካ ብዘይምኻድካ ኣብ ልዕሌኻን ኣብ ልዕሊ ሃገርካን ዝፍፀም ዘሎ ግፍዒን ጭቆናን ብሓፈ ድማ ብልሽው ስርዓቱን mkMegM }«N‹V]¥gñ K[FŠ} A²X| „ïq¨ÃÂö¥ Šmk »cü|§} ÊEE§} ]X–q }M}³Ï  oŠ§¬ }sD dF[ï ከም ገበን ተቆጺሩ  …_lU" •ÆS-[EM} FM–q} ŠF‡q} ›kDê …Lq †|·Kch …mk F—D튍} ታሪኽ  ይቕረ ዘይብሎ ገበን †|Ê•ÆK ይርከብ። 
እዚ ሎሚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፈላላዪ ስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ዝመርሑ ዘለው ብመስዋእትን ስንክልናን ደቅኻ ናብ ስልጣን ዝደየቡ ከዳዓት ካብቶም ሕሉፋት ስርዓታት ብዝበኣሰ ብሰንኪ ዝኽተልዎ ዘለው ከፋፊF ግዛእ ፖሊሲኦምን ግዑዙይ ምሕ©S‡ምን መነባብሮኻ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናቆልቆለ ብምኻዱ ኮስኲስካ ዘዕበኻዮምን ዘምሃርካዮምን ደቕኻ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት ዘፍረዮም [mk…‘é{q ዘይብሎም ኣረመናዉያን ሸየጥቲ ሰብ ዝኾኑ   ደለልቲ ናይ   ሕልሚ  ሃፍቲ እናሰበኹሰርተታት ኣሽሓት ብር እናኸፈሉ መላምል ደቕኻ ናብ ዓዲ ጓና  ንኽኸዱ ብምግባር ንኣደዳ ስቓይን ሞትን ውርደትን ምቅልዖም ከይኣክል ናይ ውሽጢ ኣካላቶም እናወፀ §ሽየጥ ኣሎ
ስለዚ ድማ እዩ ነቲ ኣብ ውሽጢ 22 ዓመት ኣብ ልዕሌኻን ኣብ ልዕሊ ሃገርካን ብፋሽሽታዊ ስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ዝወርድ ዘሎ በደልን ግፍዒን ከብቅዕ ኣብ ክንድኡ ህዝቢ ዝኣመነሉ ስርዓት ክትከል፤ ሰብኣውን ዴሞክራሲያዊን መሰላት ዜጋታት ክኽበሩን ሃገርናን ህዝባን ብዘይ ኣፈላላይ ናብ ጎደና ልምዓትን ብልፅግናን ንኽኣትው ብዝተፈላለየ ኣገባባት ተካይዶ ዘለኻ ቃልስን ትኸፍሎ ዘለኻ ረዚን መስዋእትን ... ካብ ልቢ ይድግፎ። ምድጋፍ ጥራሕ እንተይኮነ }ስለ ሃገT ህዝ ምስ ዓማፅን ውልቀ-መላኽን ስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ፊት ንፊት ብምግጣም ከቢድ መስዋእቲ እናኸፈለ መፂኡን ይኸፍልን ኣሎ
... ሕዚ’ውን ኣብ ስልጣን ዘሎ ውልቀ-መላኺ ስርዓት ተኣልዩ ሕቶ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝምለስ ቃልሱ ኣሓይሉ ክቕፅለሉ ምዃኑ የረጋግፅ  
ዝኸበርኩም ተቓወምቲ ውድባት ሃገርና ኢትዮጵያ!
እቲ በብኣንፈቱን ብዝተፈላለየ መልክዑን ኣንፃር ውልቀ መላኺ ስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ዘይናዓቕ ውፅኢት ምዝግብ ብምህላዉ ነቲ ስርዓት ሕማም ርእሲ ኮይንዎ ከምዘሎን ዘጠራጥር ኣይኮነን
እንተኾነ ግን እቲ ዘሎ ምንቅስቓሳት ውሁድ  ከም ዘይኮነ ... ደጋጊሙ ዘልዕሎ ዛዕባ እዩ። ምኽንያቱ ብተናፀል ዝግበር ዝኾነ ይኹን ህዝባዊ ቃልሲ ዉፅኢታዊ ስለ ዘይኮነ እቲ ዝግበር ዘሎ ኩሉ ዓይነት ምንቅስቓሳት ጥሙር ብዘይምዃኑን ሓቢርካ ምስራሕ ብዘይምህላውን ኣድማዒ ውፅኢት ከመፅእ ኣይካኣልን። ስለ ዝኾነ ድማ ፀገም መላእ ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ክፍታሕ እንተኾይኑ ውህድ ምንቅስቃስ ምስ ዝህሉ ጥራሕ ምዃኑ ዴምህት ይኣምን
በዚ ኣጋጣሚ ድማ ምስ ኩሎም ኣብ ሓድነት ኢትዮጵያን ህዝብን ዝኣምኑ ሓይልታት ሓቢሩ ንምስራሕ ሕዚውን «.M.B.q ከም ወትሩ ቁሩብ ምዃኑ እናረጋገፀ ደጊሙ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጥን ወፃእን፤ ንጀጋኑ ተጋደልቲ ዴምህት፤ ንኣባላት ውድብናን ደገፍቲ ቃልስናን ንተቓወምቲ ውድባት ሃገርናን ዓመተ 2006 መንገዲ ዓወትን ሰላምን ክኸውን ዴ.ም.ህ.ት ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ።
                           ዓወት ንውፅዓት!!
   ዴ.ም.ህ.ት፣ መስከረም 2006 ዓ/ም