ን5ይ ግዜ ንኽካየድ ተወጢኑ
ኣብ ዘሎ ምስሉይ መረፃ ንምስታፍ ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ብኣዘዝቲ
ሰራዊት እቲ ስርዓት ተገደዱ ካርድ መረፃ ወሲዱ ከም ዘሎ ዝገለፀ
እቲ ሓበሬታ። ነፍሲ ወከፍ ወተሃደር መምረፂ ካርድ ከም ዝሓዘን ፎርም ከም ዝመልአን ንምፍላጥ ተፍትሽ ይግበር ብምህላዉ። ነዚ ተኸቲሉ
እቲ ስራዊት ነቲ ተግባር ስለ ዘይተቐበሎ ምምራፅ መሰል’ምበር ግዴታ ኣይኮነን ብምባል። ኣብ ዉሽጢ እቲ ምክልኻል ሓያሎ ሕቶታት
የልዕል ከም ዘሎ ተፈሊጡ፣
ካብቶም ከምዚ ዓይነት ሕቶታት ኣልዒሎም ኣብ መድረኽ ሓሳቦም ካብ ዝገለፁ
ሓደ ዝኾነ ሓለቓ ዓሰርተ ኣስፋዉ። ምክልኻል ሰራዊት ክመርፅ ምግባር ንኢህወዴግ ድምፂ ሃቡ ኢልኩም ብወግዒ ዘይትእዉጁ ኢሉ ብምዝራቡ።
ካብ ክፍለ ሰራዊት 22 ብስዉር ምስ ተወሰደ ኣበይ ከም ዘሎ ሃለዋቱ ከም ዘይፍለጥ ካብቲ ዝረኸበ ሓበሬታ ንምፍላጥ ተኻኢሉ፣