Tuesday, November 27, 2012

ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ ዴምህት መፈትሒ ወፅዓ ዕጥቃዊ ቃልሲ ምዃኑ ኣሚኑ ምቕፃሉ። ንህላወ ሓይሊ መንግስቲ የጨንቖ ከም ዘሎ ተጋዳላይ ሞላ ኣስገዶም ምስ ሬድዮ ሳትላይት ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ (ኢሳት) ኣብ’ዚ ሰሙን ኣብ ዘካየዶ ሰፊሕ ቃለ ምልልስ ገሊፁ፣




ህዝባዊ ተቀባይነቱን እያሽቆለቆለ የመጣው የኢህአደግ መንግስት ህልውናውን በወታደራዊ ሃይል ለማረጋገጥ እየተሯሯጠ ነው ፣


የኢህአደግ መንግስት በትግራይ ምዕራባዊ ዞን ያለውን ህዝባዊ ተቋውሞ ከወዲሁ ለመቆጣጠር አዳዲስ የስለላ ሰዎችን መድቦ መንቀሳቀስ መጀመሩን ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣



የ 31ኛ ክ/ጦር ክበብ ገንዘብ ያዥ ከ 200,000 ብር በላይ በመያዝ መጥፋቱን ቷውቋል ፣


መንግስት እንዲከፍሉ የወሰነባቸውን ከፍተኛ ግብር መክፈል ያልቻሉ በሸራሮ ከተማ የሚገኙ ነጋዴዎች የንግድ ድርጅቶቻቸውን እየተዘጉ መሆኑን ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣




Sunday, November 25, 2012

ኣብ ከባቢ ከተማ ሽረ-እንዳስላሰ 20 ብ20 እናተበሃለ ዝፍለጥ ናይ ገጠር መሬት ዓዲጎም ኣባይቲ ዘስርሑ ነበርቲ ኣፍርስኩም ሊቐቑ ስለ ዝተበሃሉ ኣብ መንጎ ህዝብን መንግስቲ ዓብዪ ወጥሪ ነጊሱ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣



ብመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተቐባልነቱ ኣቆልቊሉ ኣብ ዝኸፈአ ኩነታት ዝርከብ ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ቀፃሊ ህልዉንኡ ብሓይሊ ሰራዊት ከርጋግፅ ላዕሊ ታሕቲ ይብል ከም ዘሎ ተፈሊጡ፣



ኣብ ከተማ ሸራሮ ዝርከቡ ነጋዶ ምስ ኣታዊኦም ዘይመጣጠን ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ግብሪ ክኸፍሉ ተወሲንዎም ክኸፍሉ ብዘይምኽኣሎም ትካሎም ይዕፆ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣


ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ሓደስቲ ናይ ስለያ ዑስባት መሊሚሉ ህዝቢ ንምቁፅፃር ይንቃሳቐስ ከም ዘሎ ተፈሊጡ፣



ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሽረ ዝርከብ ናይ መበል 31 ክ/ሰራዊት ክለብ ተሓዝ ገንዘብ ልዕሊ 200,000 ብር ሒዙ ከም ዝተሰወረ ተፈሊጡ፣




መራሕቲ ወያነ ኢህወዴግ ኣብ መንጎ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መርዛም ዝኾነ ዓሌታዊ ኣፈላልይ ፈጢሮም ኣብ ቀፃሊ ምስ ሕሓብን ግጭትን ፀሚደሞም ከም ዘለዉ ተፈሊጡ፣




ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ኢሮብ ዝነብር ህዝብና ብካድረታት ስርዓት ወያነ ይበሳበስ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣




ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ሃገርና ቀረብ ዕዳጋ ብዘይምህላዉ ህዝቢ ብዘይተመጣጠነ ክብሪ ዋጋ ኣብ ከቢድ ናይ መነባብሮ ፀገም ወዲቑ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣




Tuesday, November 20, 2012

በአፋር ክልል ሎግያ ከተማ አብሃና በተባለ ሆቴል ውስጥ የፌደራል ፖሊስና መከላከያ ሰራዊት አዛዦች ዝግ ስብሰባ እያካሄዱ መሆናቸው ታውቋል፣

በትግራይ ምዕራባዊ ዞን በዋልድባ ገዳም አከባቢ ለስኳር ልማት ፕሮጀክት የሚያገለግል ግድብ ለመስራት ኮንትራት የወሰደው ካምፓኒ ስራውን አቋርጦ አከባቢውን መልቀቅ መጀመሩን ታውቋል፣


በሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዞን በታሕታይ አድያቦ ወረዳ በሸራሮ ከተማ በዋና አስተዳደሪው አቶ ጥላሁን በርሀ የሚመራው የግብር አሰባሰብ በተመልከተ የሚካሄደው ሰብሰባ በህዝብ ከፍተኛ ተቃውሞ እንደ ገጠመው ተነገረ፣


በፍቃድ ስም ራሳቸው ጠፍተው የሄዱና ወደ አሃዱአቸው ያልተመለሰው የኢህአዴግ ወታደሮች እየታደኑ እንዲያዙ እቅድ የወጣ መሆኑን የተለያዩ ምንጮች ገልፅዋል፣



በአፋር ክልል የሚገኙ የእስልምና እምነት ተከታዮች ከትውልድ ወደ ትውልድ ለዘመናት ይዘውት የመጡትን እምነት በኢህአደግ ስርዓት በሚደገፉ ከሊባኖስ በመጡ የእስልምና ሃይማኖት ሰባኪዎች አስተምህሮ እንዲቀይሩ ግፊት እየተደረገባቸው መሆኑ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣

Monday, November 19, 2012

ብሽም ፍቓድን ባዕሎም ጠፍኦምን ከይዶም ናብ ኣሃዱኦም ዘይተመልሱ ወተሃደራት ወያነ-ኢህወዴግ እናተሃደኑ ንኽታሓዙ ውጥን ከም ዝውፀ ምንጭታትና ገሊፆም፣

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከባቢ ገዳም ዋልድባ ግድብ ክሰርሕ ጀሚሩ ዝነበረ ካምፓኒ ስርሑ ኣቋሪፁ ይወፅእ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣



ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ካብ ዉሉድ ወለዶ ንዘምናት ሒዞም ዝመፁ እምነት። ሊባኖሳዉያን ሰበኽቲ ብስርዓት ወያነ ኢህወዴግ እናተሓገዙ ብሓይሊ እምነቶም ንምልዋጥ ይፅዕሩ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ፣



በአፋር ክልል የሚገኙ የክልሉ የመንግስት ሽሞኞች በኢህአደግ ስርዓት ውስጥ በተከሰተው አለመተማመን ምክንያት ከሃላፊነታቸው እየተወገዱ መሆኑ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣


ኣብ ክልል ዓፋር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ፌዴራል ፖሊስን ምክልኻል ሰራዊትን ኣብ ከተማ ሎግያ ኣብሃና ዝተባሃለ ሆቴል ዕፅዉ ኣኼባ የካይዱ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፣



አምባገነኑ የኢህአደግ መንግስት በመከላከያ ሰራዊት ላይ ባለው አያያዝና በሚያደርሰው አላስፈላጊ ጫና ምክንያት በርካታ የስርዓቱ ወታደሮች በጭንቀት እራሳቸውን ሲያጠፉና ሲያቆስሉ ማየት ዕለታዊ ክስተት እየሆነ መምጣቱ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣




ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከተማ ሸራሮ ብዋና ኣማሓዳሪ ጥላሁን በርሀ ዝምራሕ ኣተኣኻኽባ ግብሪ ዝምልከት ኣኼባ ብህዝቢ ዓብይ ተቓውሞ ከም ዘጋጠሞ ተሓቢሩ፣



Thursday, November 15, 2012

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ኣዊ ፕሮጀክት ጣና በለስ እናስርሖ ዝርከብ ንሕብር ፋብርካ ሽኮር ተባሂሉ መሬቶም ዝተመንጠሉ ሓረስቶት ቀበሌ ኣሉኩራንድ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ከም ዘካየዱ ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም፣

ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ክራይ ኣካብነት ደዉ ከብል እየ እናበለ ብኣፉን ሚድያታቱን እንተገዓረ እኳ። ቀንዲ ምንጪ ግዕዝይና ባዕሉ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ፈንዳቃ ብምረት ገሊፆም፣

ጸረ-ህዝቡ የኢህአደግ መንግስት በሃይማኖት ውስጥ እጁን በማስገባት ሙስሊሙን ህብረተሰብ በመከፋፈልና እርሱ በርሱ በማጋጨት የስልጣን እድሜውን ለማራዘም እየሞከረ ነው፣

ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት መንግስቲ ተመዲቦም ክሰርሑ ዝፀንሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ ካቢኔ ከይተረፉ ብሰንኪ ህዝባዊ ሓላፍነት ዝጎደሎ ኣካይዳ እቲ ስርዓት ብርክት ዝበሉ ስርሖም ከም ዝለቐቑ ተፈሊጡ፣

‘ዘመቻ መለስ ለእድገትና እምርታ’ በሚል በትግራይ እየተደረገ ያለው ተከታታይ ስብሰባ በህዝቡ ኑሮ ላይ ጫና ስለፈጠረና ምርቱንም በወቅቱ መሰብሰብ ባለመቻሉ ህዝቡ በኢህአደግ መንግስት ላይ ያለውን ተቃውሞ መግለጹን ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ኣዊ ካብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት መንግስቲ ብርክት ዝበሉ ሰራሐተኛታት ስርሖም እናለቐቑ ምዃኖም ምንጭታት ሓቢሮም፣

መኮነናትን ሰራዊትን ስርዓት ወያነ ኢህወደግ አብ መወዳእታ ዘይብሉ አኼባታትን ስልጠንናታትን ተፀሚዱ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣

የኢህአደግ ስርዓት በሚከተለው ብልሹ አሰራር ምክንያት በአፋር ጎሳዎች መካከል ግጭት ተቀስቅሶ በሰዎች ላይ ጉዳት መድረሱ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣

አባላት ፀጥታ ስርዓት ወያነ ኢህወደግ ንህዝቢ ምፍርራሕን ምእሳርን ስራሕና ኢሎም ተታሒዞሞ ከም ዘለው ተሓቢሩ፣



ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ስርዓት ወያነ ኢህወደግ ዝኽተሎም ዘሎ ፀረ-ህዝቢ ፖሊሲ ህዝቢ ግዳይ ግጭት ይኸውን ከምዘሎ ተሓቢሩ።