skip to main
|
skip to sidebar
Pages
NEWS
EDITORIAL
TIGRIGNA-RADIO
AMHARIC RADIO
CONCERT TPDM BAND
AIM
VIDEO
INTERVIEW
PROGRAM
TPDM MUSIC
ARTICLE
ABOUT US
POEMS
▼
Powered by
Blogger
.
Thursday, November 29, 2012
የትግራይ ህዝብ ዴሞክራሲያዊ ንቅናቄ(ትህዴን) ከጭቆና ነጻ ለመውጣት ብቸኛው አማራጭ የትጥቅ ትግል መሆኑን አምኖ እያካሄደው ያለውን ፈጣን ወታደራዊ እንቅስቃሴ የኢህአዴግን ስርዓት ጭንቀት ውስጥ ከቶታል ሲል የድርጅቱ ሊቀ መንበር ታጋይ ሞላ አስገዶም ገለጸ፣፣
Tuesday, November 27, 2012
ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ ዴምህት መፈትሒ ወፅዓ ዕጥቃዊ ቃልሲ ምዃኑ ኣሚኑ ምቕፃሉ። ንህላወ ሓይሊ መንግስቲ የጨንቖ ከም ዘሎ ተጋዳላይ ሞላ ኣስገዶም ምስ ሬድዮ ሳትላይት ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ (ኢሳት) ኣብ’ዚ ሰሙን ኣብ ዘካየዶ ሰፊሕ ቃለ ምልልስ ገሊፁ፣
ህዝባዊ ተቀባይነቱን እያሽቆለቆለ የመጣው የኢህአደግ መንግስት ህልውናውን በወታደራዊ ሃይል ለማረጋገጥ እየተሯሯጠ ነው ፣
የኢህአደግ መንግስት በትግራይ ምዕራባዊ ዞን ያለውን ህዝባዊ ተቋውሞ ከወዲሁ ለመቆጣጠር አዳዲስ የስለላ ሰዎችን መድቦ መንቀሳቀስ መጀመሩን ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣
የ 31ኛ ክ/ጦር ክበብ ገንዘብ ያዥ ከ 200,000 ብር በላይ በመያዝ መጥፋቱን ቷውቋል ፣
መንግስት እንዲከፍሉ የወሰነባቸውን ከፍተኛ ግብር መክፈል ያልቻሉ በሸራሮ ከተማ የሚገኙ ነጋዴዎች የንግድ ድርጅቶቻቸውን እየተዘጉ መሆኑን ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣
Sunday, November 25, 2012
ኣብ ከባቢ ከተማ ሽረ-እንዳስላሰ 20 ብ20 እናተበሃለ ዝፍለጥ ናይ ገጠር መሬት ዓዲጎም ኣባይቲ ዘስርሑ ነበርቲ ኣፍርስኩም ሊቐቑ ስለ ዝተበሃሉ ኣብ መንጎ ህዝብን መንግስቲ ዓብዪ ወጥሪ ነጊሱ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣
ብመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተቐባልነቱ ኣቆልቊሉ ኣብ ዝኸፈአ ኩነታት ዝርከብ ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ቀፃሊ ህልዉንኡ ብሓይሊ ሰራዊት ከርጋግፅ ላዕሊ ታሕቲ ይብል ከም ዘሎ ተፈሊጡ፣
ኣብ ከተማ ሸራሮ ዝርከቡ ነጋዶ ምስ ኣታዊኦም ዘይመጣጠን ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ግብሪ ክኸፍሉ ተወሲንዎም ክኸፍሉ ብዘይምኽኣሎም ትካሎም ይዕፆ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣
ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ሓደስቲ ናይ ስለያ ዑስባት መሊሚሉ ህዝቢ ንምቁፅፃር ይንቃሳቐስ ከም ዘሎ ተፈሊጡ፣
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሽረ ዝርከብ ናይ መበል 31 ክ/ሰራዊት ክለብ ተሓዝ ገንዘብ ልዕሊ 200,000 ብር ሒዙ ከም ዝተሰወረ ተፈሊጡ፣
መራሕቲ ወያነ ኢህወዴግ ኣብ መንጎ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መርዛም ዝኾነ ዓሌታዊ ኣፈላልይ ፈጢሮም ኣብ ቀፃሊ ምስ ሕሓብን ግጭትን ፀሚደሞም ከም ዘለዉ ተፈሊጡ፣
ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ኢሮብ ዝነብር ህዝብና ብካድረታት ስርዓት ወያነ ይበሳበስ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣
ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ሃገርና ቀረብ ዕዳጋ ብዘይምህላዉ ህዝቢ ብዘይተመጣጠነ ክብሪ ዋጋ ኣብ ከቢድ ናይ መነባብሮ ፀገም ወዲቑ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣
Saturday, November 24, 2012
በአፋር ክልል የአፋምቦ ወረዳ የመስተዳድር አባላት የኢህአደግ ስርዓት የሚከተለውን ብልሹ አሰራር በመቋወማቸው ምክንያት በአሳይታ ከተማ በሚገኝ አንድ እስር ቤት መታሰራቸው ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣
ኣብ ክልል ዓፋር ናይ ወረዳ ኣፍምቦ ኣባላት ካቢኔ ዝኾኑ ኣስታት 15 ወገናት። ንግዕዙይ ምሕደራ ወያነ ኢህወዴግ ብምቕዋሞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣሳይታ ተኣሲሮም ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፣
Tuesday, November 20, 2012
በአፋር ክልል ሎግያ ከተማ አብሃና በተባለ ሆቴል ውስጥ የፌደራል ፖሊስና መከላከያ ሰራዊት አዛዦች ዝግ ስብሰባ እያካሄዱ መሆናቸው ታውቋል፣
በትግራይ ምዕራባዊ ዞን በዋልድባ ገዳም አከባቢ ለስኳር ልማት ፕሮጀክት የሚያገለግል ግድብ ለመስራት ኮንትራት የወሰደው ካምፓኒ ስራውን አቋርጦ አከባቢውን መልቀቅ መጀመሩን ታውቋል፣
በሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዞን በታሕታይ አድያቦ ወረዳ በሸራሮ ከተማ በዋና አስተዳደሪው አቶ ጥላሁን በርሀ የሚመራው የግብር አሰባሰብ በተመልከተ የሚካሄደው ሰብሰባ በህዝብ ከፍተኛ ተቃውሞ እንደ ገጠመው ተነገረ፣
በፍቃድ ስም ራሳቸው ጠፍተው የሄዱና ወደ አሃዱአቸው ያልተመለሰው የኢህአዴግ ወታደሮች እየታደኑ እንዲያዙ እቅድ የወጣ መሆኑን የተለያዩ ምንጮች ገልፅዋል፣
በአፋር ክልል የሚገኙ የእስልምና እምነት ተከታዮች ከትውልድ ወደ ትውልድ ለዘመናት ይዘውት የመጡትን እምነት በኢህአደግ ስርዓት በሚደገፉ ከሊባኖስ በመጡ የእስልምና ሃይማኖት ሰባኪዎች አስተምህሮ እንዲቀይሩ ግፊት እየተደረገባቸው መሆኑ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣
www.demhit on line.com
Monday, November 19, 2012
ብሽም ፍቓድን ባዕሎም ጠፍኦምን ከይዶም ናብ ኣሃዱኦም ዘይተመልሱ ወተሃደራት ወያነ-ኢህወዴግ እናተሃደኑ ንኽታሓዙ ውጥን ከም ዝውፀ ምንጭታትና ገሊፆም፣
www.demhit on line.com
ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከባቢ ገዳም ዋልድባ ግድብ ክሰርሕ ጀሚሩ ዝነበረ ካምፓኒ ስርሑ ኣቋሪፁ ይወፅእ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣
ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ካብ ዉሉድ ወለዶ ንዘምናት ሒዞም ዝመፁ እምነት። ሊባኖሳዉያን ሰበኽቲ ብስርዓት ወያነ ኢህወዴግ እናተሓገዙ ብሓይሊ እምነቶም ንምልዋጥ ይፅዕሩ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ፣
በአፋር ክልል የሚገኙ የክልሉ የመንግስት ሽሞኞች በኢህአደግ ስርዓት ውስጥ በተከሰተው አለመተማመን ምክንያት ከሃላፊነታቸው እየተወገዱ መሆኑ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣
ኣብ ክልል ዓፋር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ፌዴራል ፖሊስን ምክልኻል ሰራዊትን ኣብ ከተማ ሎግያ ኣብሃና ዝተባሃለ ሆቴል ዕፅዉ ኣኼባ የካይዱ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፣
አምባገነኑ የኢህአደግ መንግስት በመከላከያ ሰራዊት ላይ ባለው አያያዝና በሚያደርሰው አላስፈላጊ ጫና ምክንያት በርካታ የስርዓቱ ወታደሮች በጭንቀት እራሳቸውን ሲያጠፉና ሲያቆስሉ ማየት ዕለታዊ ክስተት እየሆነ መምጣቱ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከተማ ሸራሮ ብዋና ኣማሓዳሪ ጥላሁን በርሀ ዝምራሕ ኣተኣኻኽባ ግብሪ ዝምልከት ኣኼባ ብህዝቢ ዓብይ ተቓውሞ ከም ዘጋጠሞ ተሓቢሩ፣
Sunday, November 18, 2012
ኣብ ክልል ዓፋር ዝርከቡ ሽሞኛታት ኣብቲ ስርዓት ብዘሎ ዘይምቅዳው ዘይምትእምማንን ካብ ሓላፍነቶም ይስጎጉ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፣
አብ ወተሃደራት ስርዓት ወያነ ብሰንኪ እቲ ግዕዙይ ምሕደራኡን አታሕዛን ዓቕሊ ፅበትን ጭንቀትን ዘበገሶ ነብስኻ ብጥይት ምውቃዕን ምጥፋእን ማዓልታዊ ተርእዩኮይኑ ከምዘሎትሓቢሩ።።
Thursday, November 15, 2012
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ኣዊ ፕሮጀክት ጣና በለስ እናስርሖ ዝርከብ ንሕብር ፋብርካ ሽኮር ተባሂሉ መሬቶም ዝተመንጠሉ ሓረስቶት ቀበሌ ኣሉኩራንድ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ከም ዘካየዱ ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም፣
www.demhit on line.com
ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ክራይ ኣካብነት ደዉ ከብል እየ እናበለ ብኣፉን ሚድያታቱን እንተገዓረ እኳ። ቀንዲ ምንጪ ግዕዝይና ባዕሉ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ፈንዳቃ ብምረት ገሊፆም፣
www.demhit on line.com
ጸረ-ህዝቡ የኢህአደግ መንግስት በሃይማኖት ውስጥ እጁን በማስገባት ሙስሊሙን ህብረተሰብ በመከፋፈልና እርሱ በርሱ በማጋጨት የስልጣን እድሜውን ለማራዘም እየሞከረ ነው፣
www.demhit on line.com
ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት መንግስቲ ተመዲቦም ክሰርሑ ዝፀንሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ ካቢኔ ከይተረፉ ብሰንኪ ህዝባዊ ሓላፍነት ዝጎደሎ ኣካይዳ እቲ ስርዓት ብርክት ዝበሉ ስርሖም ከም ዝለቐቑ ተፈሊጡ፣
www.demhit on line.com
‘ዘመቻ መለስ ለእድገትና እምርታ’ በሚል በትግራይ እየተደረገ ያለው ተከታታይ ስብሰባ በህዝቡ ኑሮ ላይ ጫና ስለፈጠረና ምርቱንም በወቅቱ መሰብሰብ ባለመቻሉ ህዝቡ በኢህአደግ መንግስት ላይ ያለውን ተቃውሞ መግለጹን ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣
www.demhit on line.com
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ኣዊ ካብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት መንግስቲ ብርክት ዝበሉ ሰራሐተኛታት ስርሖም እናለቐቑ ምዃኖም ምንጭታት ሓቢሮም፣
www.demhit on line.com
መኮነናትን ሰራዊትን ስርዓት ወያነ ኢህወደግ አብ መወዳእታ ዘይብሉ አኼባታትን ስልጠንናታትን ተፀሚዱ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣
www.demhit on line.com
የኢህአደግ ስርዓት በሚከተለው ብልሹ አሰራር ምክንያት በአፋር ጎሳዎች መካከል ግጭት ተቀስቅሶ በሰዎች ላይ ጉዳት መድረሱ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣
www.demhit on line.com
አባላት ፀጥታ ስርዓት ወያነ ኢህወደግ ንህዝቢ ምፍርራሕን ምእሳርን ስራሕና ኢሎም ተታሒዞሞ ከም ዘለው ተሓቢሩ፣
ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ስርዓት ወያነ ኢህወደግ ዝኽተሎም ዘሎ ፀረ-ህዝቢ ፖሊሲ ህዝቢ ግዳይ ግጭት ይኸውን ከምዘሎ ተሓቢሩ።
Tuesday, November 13, 2012
ኣብ ከተማ ሽረ ህዝቢ ግዳይ ዝተፈላለዩ ፀገማት ኮይኑ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣
www.demhit on line.com
ብሽም ሕድሪ መለስ ህዝቢ ትግራይ አብ ማዓልታዊ አኼባታት ተፀሚዱ ማዓልታዊ ስራሑን ምህርቱ ክዓምም ብዘይ ምኽአሉ ህዝቢ የንፀርፅር ከም ዘሎ ተገሊፁ፣
ስርዓት ወያነ ኢህወደግ አብ መንጎ ሃይማኖታት ኢዱ ብምእታው ህዝቢ ነኒ ባዕሉ እናጋጨወ ዕድመ ስልጣኑ የናውሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣
www.demhit on line.com
Monday, November 12, 2012
በመቐለ ከተማ የሚገኙ ነጋዴዎች መንግስት መክፈል ከሚገባን በላይና አቅማችንን ያላገናዘበ ግብር በመጫን እንድንከፍል እያስገደደን ነው ሲሉ ያማርራሉ ።
Sunday, November 11, 2012
ኣብ መላእ ሃገርና ዝካየድ ዘሎ አታአካኽባ ግብሪ ሚዛኑ ዘይሓለወን ሌላን ጉሌላን ዝተመልኦን ፖለትካዊ ትሕዝቶ ዘለዎን ከም ዝኾነ ሰብ ትካልን ነጋዶን ሃገርና ገሊፆም፣
Saturday, November 10, 2012
ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ፤ ወረዳ ደጋን ልዕሊ 100 ንፁሓት ዜጋታት ብፌዴራል ፖሊስ ወያነ ኢህወዴግ ከም ዝተኣስሩ ኣብ’ዚ ቕንያት ካብ ነበርቲ’ቲ ከባቢ ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ፣
ኣብ ዉሽጢ ጀኔራላት ምክልኻል ሰራዊት ስርዓት ወያነ ዝፀንሐ ምትፍናን ዝኸፈአ ወጥሪ ወሊዱ ይቕፅል ከም ዘሎ ተፈሊጡ፣
Wednesday, November 7, 2012
ኣብ መንጎ ኣባላት ፓርላማ ወያነ ኢህወዴግ ኣብ ምሻም ዳያኑ ዘይምቅዳው ከም ዝተፈጥረ ካብቶም ኣባላት ፓርላማ ዝላሓዀ ሓበሬታ ኣመልኪቱ፣
Saturday, November 3, 2012
A number of civilians including women and defected government army members have joined the Tigray People Democratic Movement (TPDM) this week. read more
‹
›
Home
View web version