Tuesday, December 11, 2012

ኣብ ምዕራብ ጎጃም ካብ 23 ክሳብ 28 ሕዳር 2005 ዓ.ም ዝተኻየደ ናይ ቀበሌ፤ናይወረዳ ኣመሓደርቲን ተወከልቲ ማሕበር መናእሰይን ዝተሳተፍሉ ኣኼባታት ክካየድ ከም ዝቐነየ ተሓቢሩ፣





ኣጀንዳ ናይቲ ኣኼባ  ራኢ ናይ  ዓብዪ መራሕና ክንትግብር ፅሬት ትምህርቲ፤ ጥዕናን ሰናይ ምምሕዳርን ክነራጋግፅ ኣለና ዝብሉን ካልኦትን ምስ እዚ ብተወሳኺ ብዛዕባ ኣከፋፍላ ግብሪ ዝምልከት  እንትኸውን ። ዝተወሰነሉ  ዘይከፈለ  ብሓይሊ ክኸፍልን እንተዘይ ከፍሉ ድማ ንግዲ ፍቓዱ ክሕደግ ክእሰአርን ከም ዘለዎ መምርሒ ዝወረደ  እንትኸውን ። ብዚ መሰረት ልዕሊ ዓቕምና ‘ዩ ኣይንኸፍል ዝበሉ ዜጋታት  ይእሰሩ  ከም ዘለዉ ካብቲ ቦታ  ዝበፀሐና ሓበሬታ የምልክት፣
ኣስዒቡ እቲ ሓበሬታ እንትገልፅ። ኣብ’ቲ ከባቢ ሹቕ-ባራ ከፊቶም ንዝሰርሑ ወገናት 10 ሽሕ ብር ግብሪ ክኸፍሉ ከም ዝተሓተቱን። ካብ ዓቕምና ንላዕሊ እዩ ኢሎም ናይ ዘይከፈሉ ወገናት ሹቕ-ባራ ከዓ ይዕሸግ ከም ዘሎ እቲ ዝተረኸበ ሓበሬታ ወሲኹ ኣረዲኡ፣        ትዩ ያ