ካብ’ቶም
ናብ ዴምህት ዝተፀንበሩ ናይ ዝተወሰኑ ኣስማት ንምጥቃስ፦
1. መ/ር ጌታቸዉ ገ/ዝጋብሄር ካብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ
ጣብያ ፅጌረዳ ቁሸት ዲነዋለ
2. ካሕሳይ ገ/ዝጊኣብሄር ካብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ሰቲት ሑመራ ቀበሌ
02 ቁሸት 05
3. ወልዳይ ነጋሽ ካብ ዞባ ሰ/ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ
ዓዲ ፀፀር ቁሸት ዓዲ ፀፀር
4. ተሸመ ገ/ማርያም ካብ ዞባ ሰ/ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ
ጣብያ ለሰ ቁሸት ማይ ወይኒ
5. ዓንዶም ኣረጋይ ካብ ዞባ ሰ/ምዕራብ ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሙሴ
ቁሸት ሓየሎም
6. በለጠ ስልጣን ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ጣብያ
ለምለም ቁሸት በሊሕ
7. ጣሂር ሑሴን ካብ ዞባ ሰ/ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀበሌ
03
8. ፃዕደይ ኪዳነ ካብ ዞባ ሰ/ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ
ዝባን ገደና ቁሸት ከላዉሎ
9. ተኽሊት ገ/ፃዲቕ ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ መረብ-ለኸ ጣብያ
ስሑል ቁሸት ደጀን
10. ፅጋቡ ደጀን ካብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ጣብያ ዓፊዓ
ሰገደ ቁሸት ሓዋፁ
11. ገ/ስላሴ ኣዲሱ ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ጣብያ
መገስታ ቁሸት ሩባ ካሳ።
12. ወታሃደር ፍፁም ሙሉነህ ካብ ክልል ደቡብ ዞባ ወላይታ ወረዳ
ህንቦ ቀበሌ 01 ኣብ ማእኸላይ እዚ 8ይ ማዕበል(መካናይዝድ)ሓኪም ሻለቃ ኮይኑ ክሰርሕ ዝፀንሐ
13. ፍፁም ገብረሂወትን ሞጎስ ጉዕሽን ክልቲኦም ካብ ዞባ ሰ/ምዕራብ
ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ጎምሃሎ ቁሸት ሰንበል
14. ነጋሲ ሓድጉ ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ታሕታይ ማይ-ጨዉ ጣብያ
መሬና ቁሸት መሬና እዚኦምን ካልኦትን ዝርከብዎምን እንትኾኑ ንሶም ክቃለሱ ዘገደዶም ምኽንያት እንትገልፁ ህዝቢ ብሕፅረት
ማሕበራዊ ኣገልግሎት ተማሪሩ ንዘልዕሎም ሕቶታት ደጋፊ ተቓወምቲ እናተብሃለ በቲ ስርዓት ክጋፋዕ ምርኣዮም ክቃለሱ ከም
ዝደፋፍኦም ገሊፆም።
ብፍላይ ፅጋቡ ታደሰ ኣብ ማረት ኮይኑ እናሰርሕ መዋጮ ክኸፍል የገድድዎ ከም ዝነበሩን መጠኑ ዝሓለፎ ኣድልዎ ከም
ዝካየድን ነዚ ኣብ ዝነቕፈሉ እዋን ድማ ምፍርራሕ ይበፅሖ ከም ዝነበረ እንትገልፅ መምህር ጌታቸዉ ገ/ዝጊ ኣብብሄር ብወገኑ ሓደ
መምህር 6ተ ዓይነት ትምህርቲ ንከምህር ከም ዝግደድን ኣብ ኩሎም ድማ ማዕረ ፍልጠት ስለ ዘይብሉ ኣብ ፅሬት
ስርዓተ ትምህርቲ ዕንቅፋት ከም ዝፈጥርን ብተወሳኺ ድማ ናይ ሓደ መምህር መለክዒ ብቕዓት ብኣባልነት ናይቲ ስርዓት ከም
ዝምዘንን ነዚ ብምቅዋም ክቃለስ ከም ዝመረፀን ኣረዲኡ።