Monday, March 21, 2016

ብህውከትን ዕግርግርን ዝሳለጥ ልምዓት፣ ውፅኢቱ ዕንወት እዩ!!



          ብህውከትን ዕግርግርን ዝሳለጥ መሰረተ ልምዓት ናይ ሓንቲ ሃገር፣ ብኣንፃር ኣብ ነብሲ ወከፍ ዜጋ እንትልካዕ ዕብየትን ለውጥን ከምፅእ ይኽእል እዩ ኢልካ ትፅቢት ምግባር ውፅኢቱ ካብ ዕንወት ዝዘለለ ካልእ ፋይዳ ከምፅእ ኣይኽእልን።
     ምኽንያቱ ኣብ ብተግባር ተርአየ እውን ናይ ሓንቲ ሃገር ገዛኢ ስርዓት  ብህውከት ተዓብሊሉ  ንዘካይዶም መሰረተ ልምዓት ትን ጥፍኣትን ቁጠባ እንትሃንፅ፣ ብዴሞክራስያዊ  ከይዲ ውክልና ሓፋሽ ዘለዎ ገዛኢ ስርዓት ድማ ዝቢ ፍ ግልፅነት ብዝተመለኦ ምርድዳእ ፈጢሩ ንሃገርን ህዝብን ሕ ስራሕቲ የሳልጥ  ጥራሕ ዘይኮነስ  ንዘሎን መፃኢ ወለዶን ካብ ቅርሕንትን ግጭትን ዘድሕን፣ ብመፅናዕትን ቀፃ ምዓ እዩ ዝንፅ።    
   ርን ህውከትን ዕግርግርን ቲሉ ኣብ ልዕሊ ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ዝዕንድር ዘሎ ኣረሜናዊ ስርዓት ኢህወደግ፣ ናይ መሰረተ ልምዓትን ዕብየትን ፅውፅዋያት ብናይ ሓሶት ፀብፃባት ተጎልቢቡ ኣብ ኣደባባይ ብዘይ ሕንከት እናገለፀ መፂኡን ኣሎን ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ንቐፃሊ እውን እንተኾነ ን 40 ን 50 ን ዓመታት ስልጣን ህዝቢ ብሓይሊ ብሒቱ  ፀጋታት ናይ'ታ ሃገር ብዘይ ተሓታትነት እናገበተ ንኽነብር ኣብ ናይ ምድንጋር ውጥናት ኣብ ምስላጥ ተፀሚዱ ይርከብ።
  ግደ ሓቂ እውን እንተኾነ ኣብ ጢ እቶም ዝለፉ 25 ታት ይኹን ሕዚ ኣብ ልዕሊ መጠነ ሰፊሕ መሬትን ፀጋታትን ሃገርና ምንጩ ብዘይፍለጥ ሃፍቲ ዘኻዕብተሉ ናይ ግዕዚና መርበብ ፈጢሩ፣ ብሽም ጉልባብ ንመሰረተ ልምዓትን ትካላትን እናበለ ብሓይሊ ካብ ኢድ ኑፁሃት ዜጋታትና እናመንጠለ ብዘይእኹል ካሕሳን ናብ ዘይመረፅዎ ቦታን ከንገላትዖም ከም ዝፀነሐን ዘሎን ዝስሕቶ ወገን የለን።
    እቲ መዓልታዊ ኣልሚዐዮን፣ ኣዝጊበዮ ዝብሎ  ዕብየትን  ክረአ ከሎ ድማ ካብ ኣፍ ድኻ ብግብርን ካልእን መንጪቱ ዘተኣኻኸቦ ገንዘብን  ልዕሊ ዓቐን ናይ ወፃኢ ዕዳ ተዓድዩ ውስናት ፕሮጀክትታት ጀሚሩ ንመህነፂኡ ዝበጀቶ ገንዘብ ብግዕዚና መሊሱ ብምብልዑ እቲ ፕሮጀክታት ኣብ ግልጋሎት ህዝቢ ከይወዓለ፣ ብገንኡ ንመዓላ ፖሎቲካዊ መኽሰብ ከውዕሎ ይረአ ኣሎ። ካብዚ ሓሊፉ ድማ ኣብ መሳርሒ ትን መምልኢ ጅባ መሓውር ፀፅታን ስለያን ካብ ምውዓል ሓሊፉ ኣብ ናፅ ቁጠባን ጥቕሚ ህዝብን ከውዕሎ ብሰንኪ ዘይምኻኣሉ፣ ነቲ ሕዚ ኣብ ሃገርና ብሓደጋ ድርቂ ልዕሊ 18 ሚልዮን ህዝቢ  እኹል ሓገዝ ሓሪሙዎ ብሓለንጊ ጥምየትን ፃምእን ዝፈሓስ ዘሎ  ከድሕኖ ምኽኣለ ነይሩ።

   ምኽንያቱ ኣብ እውን እንተኾነ ጊድ ገፆን ዝረአ ዝጭበጥ ቤት ብርግፅ ተብሃለ ንይምሰል ዝሳለጥ መሰረተ ልምዓት ንፁመፅናዕ ዘይራ ብምዃኑ፣ ረጊፁ፣ ምስ ወፃባንታትን ውልቀ ሰብ ሃፍትን ሻሪኹ ብሂወት ህዝቢ ጠላዕ ዝፃወት ዘሎ ጉጅለ ምዃኑ ኩሉ ዜጋ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ።   

     በዚ መሰረት መቐፀልታ ናይ'ዚ ተግባር ድማ ኣብዚ ውሽጢ ሰሙን ኣብ ልዕሊ ነበርቲ ክልል ደቡብ ከባብታት ኦሞ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ብሄረ ሰባት ዝነብርሉ ቦታ ንልምዓት ፋብሪካ ሽኮር ተደልዩ ብዝብል ምኽንያት ካብ መረበቶም ብሓይልታት ፀጥታ ኢ-ሰብኣዊ ብዝኾነ ብግፍዓዊ ተኣሲሮም ናብ ዘይደለይዎ በርኻ ክጉሕፎም ተራእዩ ኣሎ።

    እዚ ኸዓ ንረብሓ ህዝብን ዕብየት ሃገርን ተሓሲቡ ዘይኮነስ ስርዓት ንጉጅላ ብሕ ህውከት ቁጠባ ደኣ'ር፣   ዕብየት ዝቢ ዘሳልጦ ምዓ ። ምኽንያቱ መራሕቲ ኢህወደግ ብፃምእ ዓይኖም ወሩ ስለ ዝኾኑቀፃ ምውሓስ ዕድመ ጣን ድማ ዝቢ ምስ ህዝቢ እናጋጨኻ ዕግርግርን ህውከትን ብምፍጣር ካብ ዝብል ፈሊጥ ወፃኢ ክቕፅል ዘይኽእል ኑ ኣንዳዕዲዑ ይፈልጥ እዩ። ስለ'ዚ ብህውከትን ዕግርግርን ዝሳለጥ ልምዓት ድማ ውፅኢቱ ዕንወትን ውድቀትን ስለ ዝኾነ ኩሉ ወገን ብሓደ ሰሚሩ ኣይፋልኩን ክብሎም ይግባእ።

No comments:

Post a Comment