Wednesday, September 21, 2016

ኣብዚ ሰሙን እዚ ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ንቡልሹው ምሕደራ ሰርዓት ኢህወደግ ራሕሪሖም ናብ ውድብ ዴምህት ተፀንቢሮም።




ካብቶም ዝኣቶው መናእሰይ ኣሽማቶም ንምጥቃስ ድማ፣
1.ሰለሙን ዕቑባይ ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ መረብ ለኸ ጣብያ ሃፍቲ ማርያም ፣
2.ቴድሮስ ገብረሓጎስ ካብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ጉለመኸዳ ጣብያ ሶቮያ፣
3.ፍታ ነገስ ሃይለ ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ መረብ ለኸ ጣብያ በሪሃ ፣
4.መብሪሂት ገብሪዮውሃንስ ካብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ጉለመኸዳ ጣብያ ኣዲስ ኣለም፣
5.ኣንገሶም ገብረመስቀል ካብ ዞባ ማእኸል ወረዳ መረብ ለኸ ጣብያ ደብረ ሓርማዝ፣
6 ገብረዮውሃንስ ሃይሉ ካብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ጉለ መኸዳ ጣብያ ሶቨያ  ኮይኖም፣
ንሳቶም ብሓባር ካብ ዝሃቡዎ ሓሳብ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንዝተፀገመ ህዝቢ ተባሂሉ ንሓገዝ ብዝብል ዝመፅእ እኽሊ ብምምሕዳራት እናቖፃፀዩ ንኣደዳ ሽግርን መረረትን የሳጥሑዎ ኣሎው እንትብሉ ወሲኾም ድማ፣ቡልሹው ምሕደራ ነጊሱ፣ሰናይ ምምሕዳር ዝበሃል ንሱሙ እንተዘይኮይኑ ኣብ ባይታ የለን፣ ጉቦን ግዕዚናን ተስፋሕፊሑ ክብሉ ገሊፆም።

 

No comments:

Post a Comment