ስርዓት ኢህወደግ ሰብኣዊን
ዴሞክራሲያዊን መሰላት ካብ ምጥሓስ ኣሊፉ ኣብ ልዕሌና ከውርዶ ዝኽእል ሓደጋ ብምስጋእ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እኳ እንተተሰደድና
ካድረታት ህወሓት ኢህወደግ ክሳብ እዚ ዘለናዮ ብምኽታልን ብምስዓብን ዝገብርዎ ናይ ምፍርራሕን ናይ ሞራል ጉድኣትን ደው ንኸብሉ
ፃውዒት ከምዘቕረቡ ንምፍላጥ ተኻኢሉ።
ድሕሪ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ሰፊሕ ኣኼባ ከምዘካየዱን ናይ ደቡብ ኣፍሪካ ላዕለዋይ ናይ ፖሊስ ጀነራል
ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ገዛኢ ስርዓት ኢህወደግ ዝኸዶ ዘሎ ግጉይ መንገዲ ኣዝዩ ዘሐዝን እዩ ዝበሉ እቶም
ኢትዮጵያውያን፤ እቶም ጀነራል ብወገኖም ድማ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍፅሞ ዘሎ ዘስካሕክሕ ግፍዒታትን ጥሕሰት ሰብኣዊ
መሰላትን ኣዝዩ ከም ዘሕዘኖምን ከም ዘተሓሳሰቦምን እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣረዲኡ።
No comments:
Post a Comment