ብመሰረት
ዝተረኸበ ሓበሬታ ካብ ዉድብና ዉፅእ ዝበለ ኣረኣእያ ዘለዎም ሰባት ከየምለጡ ምሓዝ ኣብ ዝብል ኣጀንዳ ዝተዛረቡ ኣባላት
ብኣዴን። ነቲ ብጉልባብ ልምዓት ሓደ ንሓሙሽተ ዝካየድ ኣወዳድባ ኩሉ ህዝቢ ክዉደብ ኣለዎ እኳ እንተበሉ። ህዝቢ ፍቓደኛ ከም
ዘይኮነ ካብቶም ኣባላት ብኣዴን ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣረዲኡ፣
እዚ
ከምዚ ኢሉ እንከሎ ካብ ኣንካሻ ጉጉሳ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ናብ ዝርከብ ግድብ ኣባይ ኣብ 14 ኦራል ዝዓይነተን ወተሃደራዊ
መካይን ዝተፀዓኑ ብርክት ዝበሉ ወተሃደራት ከም ዝኣተዉ ዝገለፀ እቲ ሓብሬታ። ምኽንያት ናይቲ ምኻድ ከዓ ኣብቲ ከባቢ
ዘይምትእምማን ዝወለዶ ስግኣት ናይቲ ስርዓት ምዃኑ ተፈሊጡ፣