እዞም ኢትዮጵያውያ ኣብ
ዘካየድዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ውድብ። ኣብ ልዕሊ ሕቶ
ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ኢትዮጵያውያን ዝተኽተሎ
ኣጉል ቅዋም ካብ
ምቅዋም ብዝሰገረ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ጥሕሰት ሰብአዊ መሰል እናተባኣኣሰ ምምፅኡ ንትካል ሕቡራት መንግስታትን ንዝተፈላለዩ ክፍልታትን
ኣብ ዘፍለጥዎ ቅዋም መገልፂ ኣረዲኦም፣
ኣተሓባባሪ
እቲ ሰላማዊ ሰልፍን መስራትን። ዋና ፃሓፍን ኮሚቴ ቢላል ዝኾኑ አቶ ኤልያስ ረሺድ ምስ ሚድያታት ኣብ ዝገበርዎ ቃለ ምልልስ። “እዚ ሰላማዊ ሰልፊ እስላም ኢትዮጵያን ዝገብርዎ ቃልሲ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምፍላጥ ዝዓለመ ኔሩ” ምስ በሉ። አቶ ኤልያስ ኣስዒቦም ብዛዕባ እቲ ዕላማ ሰላማዊ ሰልፊ ዘፍለጥዎም ትካላትን ክፍልታትን
ሕቡራት መንግስታትን። እቲ ጉዳይ ብዝግባእ ትኹረት ሂቦም ኣብ ከይዲ ብምፅራይ ከም ዝገለፅሎም ምስ ኣረድኡ።
በዚ ድማ እቲ ተቓውሞ ናብ መላእ ሃገራት ዓለም እናተስፋሕፈሐ ምዃኑ ኣገንዚቦም፣