Thursday, August 23, 2012

ድርጅታዊ መግለጫ


በአምባገነኑ የወያኔ-ኢህአደግ ስርዓት አመራር መለስ ዜናዊ ሞት ምክንያት ከትግራይ ህዝብ ዴሞክራሲያዊ ንቅናቄ (ት.ህ.ዴ.ን)የተሰጠ ድርጅታዊ መግለጫ!

ውድባዊ መግለፂ!


ብምኽንያት ሞት ኣምባገነን መራሒ ስርዓት ወያነ መለስ ዜናዊ ካብ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ/ ዴ.ም.ህ.ት/ ዝተወሃበ ውድባዊ መግለፂ!

ከተማታት ሃገርና


ዓበይቲ ከተማታት ሃገርና ኣብ ትሕቲ ፅንኩር ሓለዋ ድሕንነት ኣባላት ስርዓት ወያነ ከም ዝርከባ ተሓቢሩ።

ኣዳማ ዩንቨርሲቲ


ተማሃሮ ኣዳማ ዩንቨርሲቲ መብዛሕትኦም ግዙኣት ሓሽሽን ዝተፈላለዩ ሱሳትን ከም ዝኾኑ ተሓቢሩ። 

Monday, August 6, 2012

ጀነራላት ህወሓት


ጀነራላት ህወሓት  ጥራሕ ንበይኖም ብፍሉይ ኣኼባ ምክያዶም  ላዕለዎት ሰበስልጣን ወያነ ኢህወዴግ ኣብ ስግኣት ከም ዝወደቑ ምንጭታት ገሊፆም።

Friday, July 27, 2012

ሕገ መንግስቲ ኢህወዴግ


ሕገ መንግስቲ ስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ብዘለዎ ክፍተት ንሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ዘዉድቕ ከም ዝኾነ ላዕለዎት ምሁራትን ሰብ ሞያ ሕግን ገሊፆም።

Thursday, July 12, 2012

ትህዴን ምርኮኞችን ሸኝቷቸዋል



የትግራይ ህዝብ ዴምክራሲያዊ ንቅናቄ (ት.ህ.ዴ.ን) በተለያዩ አውደ ውጊያዎች የማረካቸውን የወያኔ-ኢህአዴግ ወታደሮች ዛሬ ሓሙስ 5/11/2004 ዓ/ም ድርጅቱ ባቀረበላቸው ሦስት አማራጮች  መሰረት በፍላጎታቸው ለመሄድ ወደ መረጡት ቦታ ሸኝቷቸዋል። click her video

ሙሩኻት ብክብሪ ኣፋንዩ


ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ ዴምህት ኣብ ዓውደ ኲናት ዝማረኾም ወተሃደራት ወያነ ሎማዓንቲ ሓሙስ 5/11/2004 ዓ/ም መማረፅታት ብምሃብ ከከም ድሌቶም  ብኽብሪ ኣፋንዩ። click her video