Friday, August 1, 2014

ባለፈው ሃምሌ 20 /11/ 2006 ዓ/ም በኢዴፓና ሰማያዊ ፓርቲ በአዲስ አበባ ሊካሄድ ታስቦ የነበረው ፀረ ህወሓት ኢህአዴግ ሰለማዊ ሰልፍ በስርአቱ የፀጥታ ሃይሎች እዲቛረጥ መደረጉን ተገለጸ፣፣

የህወሓት ኢህአዴግ ባለስልጣናት ከተቃዋሚ ድርጅቶች ጋር ትገናኛላችሁ በሚል ምክንያት ሐምሌ 17/2006/ዓ.ም በመቐለ ከተማ ንፁሃን ወጣቶችን እንዳሰሯቸው ምንጮቻችን ከከተማዋ ገለፁ፣፣

በመቐለ ከተማ በእንዳሚካኤል ቤተክርስቲያን አካባቢ የሚገኙ ቤቶች ይፈርሳሉ ተብለው ፕላን ስለወጣላቸው የአካባቢው ህብረተሰብ ተለዋጭ መሬት ስላልተሰጣቸው በከባድ ጭንቀት ላይ እንደሚገኙ ታወቀ፣፣

የወያኔ ኢ.ህ.አ.ዴግ የደህንነትና የፀጥታ አባላት ከመተማና አብደራፍዕ ሰዎችን እያፈኑ አድራሻው ወደ ማይታወቅ ቦታ እየወሰዷቸው መሆኑ ታወቀ፣፣

በመቐለ አካባቢ የሚገኝው በእርሻ የሚተዳደር ህዝብ መሬቱ ያለ ህጋዊ ካሳ እና ተለዋጭ መሬት በአስተዳዳሪዎች እየተቀማ ለባለሃብቶች እየተሰጠ መሆኑን ምንጮቻችን ከስፍራው አስታወቁ፣፣

ሰበስልጣን ህወሓት-ኢህወዴግ ምስ ተቓወምቲ ዉድባት ትራኸቡ ኣለኹም ብዝብል ምኽኒት ብ17 ሓምለ 2006 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ንፁሃት መናእሰይ ከም ዝኣሰሩ ምንጭታትና ካብታ ከተማ ሓቢሮም፣፣

ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ እንዳሚክኤል ቤተክርስትያን ዝርከብ ገዛዉቲ ክፈርስ እዩ ተባሂሉ ፕላን ስለ ዝወፆ ህዝቢ እቲ ከባቢ ተለዋጢ መሬት ስለ ዘይተዉሃበ ኣብ ከቢድ ጭንቂ ምህላዉ ተፈሊጡ፣፣

ብዉድባት ኢዴፓን ሰማያዊ ፓርትን ኣብ ዝሓለፈ 20 ሓምለ 2006 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካይድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኣንፃር ስርዓት ህወሓት-ኢህወዴግ ዝዓለመ ሰልማዊ ሰልፊ ብሓይልታት ፀጥታ እቲ ስርዓት ክቋረፅ ከም ዝተገበረ ተፈሊጡ።

ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ ካብ 24-30 ሓምለ 2006 ዓ.ም ኣብ መቐለ ንምክያድ ንዝፀዉዕዎ “ፈቲቫል ዲያስፖራ ተጋሩ” ንምብዓል ዓቐኑ ዝሓለፈ ወፃኢ ገይሮም ይንቀሳቐሱ ምህላዎም ዝተዓዘበ ህዝቢ ተቓውሞ የስምዕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣፣

ኣብ ከባቢ መቐለ ዝርከብ ብሕርሻ ዝመሓደር ህዝብና መሬቱ ብዘይ ካሕሳን ተለዋጥን ብኣመሓደርቲ እናተመንጠለ ንኢንቨስተራት ይወሃብ ከም ዘሎ ምንጭታትና ካብታ ከተማ ሓቢሮም፣፣