Saturday, October 11, 2014

ላዕለወት ሰበስልጣን ክልል ትግራይ ሃፍቲ ሃገር እናገበቱ ኣብ ውልቃዊ መነባብሮኦም የውዕልዎ ምህላዎም ተገሊፁ፣



ላዕለዎት መራሕቲ ኢህወዴግ ንካድረታቶምን ኣባላቶምን ብምእካብ ብዛዕባ መረፃ ኣመልኪቶም ዘቕረብሎም መዛተይ ርእሲ ክረዳድኡ ከም ዘይከኣሉ ተገሊፁ፣


ካብ ምክልኻል ሰራዊት ኢህወደግ ብዝተፋላለዩ ምኽንያት ተባሪሮም ዝፀንሑ መኮንናት ኣብ መረፃ ህዝቢ ከላዓዕሉ ይኽእሉ እዮም ብዝብል እቲ ስርዓት ኣብ ስግኣት ወዲቑ ምህላዉ ተገሊፁ፣


ገዛኢ ጉጅለ ኢህወዴግ ፀገም መነባብሮ ንምፍታሕ ካብ ከተማ ጀሚሩ ክሳብ ገጠር መሰረታዊ ሸቐጣት ብድጎማ የከፋፍል ኣለኹ ዝብሎ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ምዃኑ ተገሊፁ፣


ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ማይ ካድራ ንሸቕሊ ካብ ክልል ኣምሓራ ዝመፁ ወገናት ኣብ መንጎኦም ብዝተፈጥረ ባእሲ ህይወት ዜጋታት ከም ዝጠፈአ ምንጭታትና ገሊፆም፣


ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ካድረታት ገዛኢ ጉጅለ ኢህወዴግ ስራሕ ዝደሊ ሰብ ናብ ክልል ትግራይ ከበቢታት ሑመራ ከይኸይድ ይኽልክልዎም ከም ዘለዉ ተገሊፁ፣



ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሸራሮ ዝርከቡ ኣማሓደርቲ ኣብ’ታ ከተማ ዝስራሕ ምንፃፍ እምኒ /ኮብልስቶን/ ብቤተሰቦምን ብላዕ ብዝሃብዎምን ጥራሕ ክስራሕ ይፈቕድሎም ምህላዎም ምንጭታትና ገሊፆም፣