ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ
ዝተመደቡ ኣባላት ፖሊስ ደቅኹም ካብ ቤት ማሰርቲ ክንፈትሓልኩም ጉቦ ክፈሉ እናበሉ ዘይተኣደነ ገንዘብ ካብ’ቲ ነባራይ
ህዝቢ ይቕበሉ ምህላዎም ዝገለፀ እቲ ሓበሬታ ካብኣቶም ሓደ ኣብ ጣብያ ዛግር ኮሚኒት ኮይኑ ዝተመደበ ፖሊስ ብርሃነ መሓሪ ካብ
ኣይተ ሓጎስ ታምሩ ዝተባሃሉ ዝተኣሰረ ወድኹም ክፈትሓልኩም እየ ብምባል 2000 ብር ብላዕ ከም ተቐቢሉ ከብቅዕ ነቲ እሱር ግን ከውፀኦ ከም ዘይከኣለ ተፈሊጡ።