Thursday, November 15, 2012

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ኣዊ ፕሮጀክት ጣና በለስ እናስርሖ ዝርከብ ንሕብር ፋብርካ ሽኮር ተባሂሉ መሬቶም ዝተመንጠሉ ሓረስቶት ቀበሌ ኣሉኩራንድ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ከም ዘካየዱ ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም፣

ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ክራይ ኣካብነት ደዉ ከብል እየ እናበለ ብኣፉን ሚድያታቱን እንተገዓረ እኳ። ቀንዲ ምንጪ ግዕዝይና ባዕሉ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ፈንዳቃ ብምረት ገሊፆም፣

ጸረ-ህዝቡ የኢህአደግ መንግስት በሃይማኖት ውስጥ እጁን በማስገባት ሙስሊሙን ህብረተሰብ በመከፋፈልና እርሱ በርሱ በማጋጨት የስልጣን እድሜውን ለማራዘም እየሞከረ ነው፣

ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት መንግስቲ ተመዲቦም ክሰርሑ ዝፀንሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ ካቢኔ ከይተረፉ ብሰንኪ ህዝባዊ ሓላፍነት ዝጎደሎ ኣካይዳ እቲ ስርዓት ብርክት ዝበሉ ስርሖም ከም ዝለቐቑ ተፈሊጡ፣

‘ዘመቻ መለስ ለእድገትና እምርታ’ በሚል በትግራይ እየተደረገ ያለው ተከታታይ ስብሰባ በህዝቡ ኑሮ ላይ ጫና ስለፈጠረና ምርቱንም በወቅቱ መሰብሰብ ባለመቻሉ ህዝቡ በኢህአደግ መንግስት ላይ ያለውን ተቃውሞ መግለጹን ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ኣዊ ካብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት መንግስቲ ብርክት ዝበሉ ሰራሐተኛታት ስርሖም እናለቐቑ ምዃኖም ምንጭታት ሓቢሮም፣

መኮነናትን ሰራዊትን ስርዓት ወያነ ኢህወደግ አብ መወዳእታ ዘይብሉ አኼባታትን ስልጠንናታትን ተፀሚዱ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣

የኢህአደግ ስርዓት በሚከተለው ብልሹ አሰራር ምክንያት በአፋር ጎሳዎች መካከል ግጭት ተቀስቅሶ በሰዎች ላይ ጉዳት መድረሱ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል ፣

አባላት ፀጥታ ስርዓት ወያነ ኢህወደግ ንህዝቢ ምፍርራሕን ምእሳርን ስራሕና ኢሎም ተታሒዞሞ ከም ዘለው ተሓቢሩ፣