ብመሰረት
እቲ ሓበሬታ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ከባቢታት ሸርቆሌን ኮምሽን ዝቕመጡ ተወለድቲ ብሄር ኣምሓራን ትግራይን ዝኾኑ ንፁሃት ዜጋታትና መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ይቕተሉ ምህላዎም
ዝገለፀ እቲ ሓበሬታ እዚ ዘይሓላፍነታዊ ዝኾነ ናይ ገበን ተግባር
ድማ ናይቲ ክልል ምምሕዳር ኢድ ኣሕመድ ናሰር ከም ዘለዎ ምንጭታትና ካብ ኣሶሳ ዝለኣኹልና ሓበሬታ የረድእ፣፣
ብተመሳሳሊ
ካብቲ ከባቢ ከይወፃእና ናይ መንግስቲ ታርጋ ዘለዎን ላንድ ኩረዘር ዝዓይነተን መካይን ብዘይተፈለጡ ሰባት ብሓዊ
ተቓፂለን ከም ዝተሃሞኻ እቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ወሲኹ ገሊፁ፣፣