ላዕለዎት ሰበስልጣን ኢህወዴግ ዉድብ ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ/ዴምህት ዘርእዮ ዘሎ ቅልጡፍ ዕቤትን ጥንካረን
ንህልዉንኦም ኣስጋኢ እናኾነ ብምምፅኡ። በዚ ድማ ኣብ ምዕራብን ማእኸላይን እዝታት ዝርከቡ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣባላት ስታፍን። ዴ.ም.ህ.ት ብሓዱሽ ኣወዳድባ ተጠናኺሩ ኣብ ልዕለና ሰፊሕ መጥቃዕቲ ንምፍናዉ ምሽብሻብ ይገብር ስለ ዘሎ ድፋዕኹም ኣጠናኺርኩም ብትኹረት ከባቢኹም
ሓልዉ ዝብል ትእዛዝ። ብ26 መጋቢት 2007 ዓ/ም ብላዕለዎት ኣመራርሓ ከም ዘወረዶም ክፍለጥ ተኻኢሉ፣
ከም ኣገላልፃ እቲ ልሒኹ ዝበፀሓና ሓበሬታ። ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጉጅለ ኢህወዴግ። ነቲ ዘዉረድዎ ፍርሒ ዝወለዶ
ትእዛዝ ስዒቡ ኣብ ሰራዊቶም ሓያል ዉጥረትን ራዕድን ሰፊኑ ከም ዘሎ ይገለፅ፣