ብመሰረት ዝተረኽበ ሓበሬታ እቲ ካብ ማእኸል
ሃገር ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ሽረ ከባቢ በለስ ዝኽዝኖ ዘሎ ኣፅዋራት። በቲ ኣብ መንጎ ሰራዊቱ ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምርድዳእን ሕድ
ሕድ ምቅታልን ራዕዲ ስለ ዝፈጠረሉ።
ቀልቢ ሰራዊቱ ንምጥምዛዝ ተቓወምቲ ሓይልታት ንምዉቃዕ ብዝብል ዝገበሮ ዘሎ ፍሹል ውዲት እዩ ክብሉ። ኣባላት
ሰራዊት ምክልኻል እቲ ስርዓት ይዛረብሉ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ፣
ብተወሳኺ ነቲ ኣፅዋር ዘራግፍ ይኹን ህዝቢ ከተማ ሽረ እንተተላዒሉ። ዝተፈላለየ ኣፅዋር ዝተኾመረ እተኾመረ
ህዝባዊ ቃልስን ቁጠዐ ህዝብን ምዕጋት ሰለ ዘይከኣል። ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት ወያነ ስልጣኑ ብድልየቱ ከረክብ እንተዘይኪኢሉ ግና። ብህዝባዊ ማዕበል ከም ዝእለ
ካብ ሕሉፋት ሰርዓታት ሃገርና ክመሃር ይግባእ ክብሉ። ኣብ ዝረኸብዎ ኣጋጣሚ ይገልፁ ምህላዎም ካብ ከተማ ሽረ ዝተረኸበ ሓበሬታ
የረድእ፣