Monday, May 6, 2013

ንስርዓት ወያነ-ኢህወዴግ ብምቁዋም 22 ወተሃደራት ብ25 ሚያዚያ 2005 ዓ/ም ናብ ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ ዴምህት ተፀምቢሮም፣


ንሶም ድማ




1.  ሓለቓ ዓሰርተ ሽታየ ኩንደራ ምስክር ካብ ብሄረ ኣማሓራ ምዕራብ ጎጃም ወረዳ ቡሬ  ቀበሌ ፎነተ ሰላም፣

2.  ምኽትል ሓለቓ ዓሰርተ ሻምበል ስይፈ በቀለ ካብ ብሄረ ኦሮሞ ምዕራብ ሽዋ ወረዳ ሎሜ፤ ቀበሌ ጠዴ፣

3.  መሓመድ ዳውድ ኢብራሂም ካብ ብሄረ ዓፋር ወረዳ በራሕለ ቀበሌ ዒላዓት፣

4.  ምትኩ ኣስፋ ኣበባው ካብ ብሄረ ኦሮሞ ዞባ ቀለም ወለጋ ወረዳ ተጆ፤ ቀበሌ ተጆ፣

5.  ሓለቓ ዓሰርተ ከበበው ንጉሴ ወልዴ ካብ ብሄረ ኣሮሞ ዞባ ምብራቅ ሃረርጌ፤ ወረዳ ገመችስ፤ ቀበሌ ሰገርያ፣

6.  ምኽትል ሓለቓ ዓሰርተ እንግዳ ኣኮ ምሻለ ካብ ብሄረ ቤንሻንጉል ፤ ዞባ መትከል፤ ወረዳ ደባጤ፤ ቀበሌ ፓርዛይት፣

7.  ኣማኑኤል ካሕሳይ ክፍለ ካብ ብሄረ ትግራይ ዞባ ሴ/ምዕራብ ወረዳ መደባይ ዛና ክተማ ሰለኽለኻ ቀበሌ  ፍረ-ሰላም፣


8.  ሓለቃ ዓሰርተ ካልኣዩ ኣሰፋ ገሰሰ ካብ ብሄረ ትግራይ ዞባ ደቡባዊ ምብራቅ ትግራይ ወረዳ ሳምረ ጣብያ ህንፃ፣ 
9.  ምኽትል ሓለቓ ዓሰርተ ኣዲሱ እንድርያስ ገልገለው ካብ ብሄረ ኦሮሞ  ዞባ ነገለ ቦሮና ወረዳ ሊበን፤ ቀበሌ 02፣

10.         ሓለቃ ዓሰርተ ደረጀ ወርቁ ጌትነት ካብ ደቡብ ህዝቦች ኢትዮጵያ፤ ዞባ ወላይታ ሰዶ፤ ወረዳ ዳሞት ጋሊ፤ ቀበሌ ቆቴ ወገራ፣



11.         ታጠቅ ታሪኩ ኣስጨናቂ ካብ ብሄረ ኣሮሞ ስሜን ሽዋ፤ ወረዳ መሃል ሜዳ፣ ቀበሌ ገይጣልት፣

12.  ኑሩልኝ መላኩ ገብሬ ደቡብ ህዝቦች ኢትዮጵያ፤ ወረዳ ዲላ፤ ቀበሌ ኣማሮ፣

13.         ኣደም እድሪስ መሓመድ ካብ  ብሄረ ኦሮሞ ከምሴ፤ ወረዳ ባቲ፤ ቀበሌ 03፣

14.         ብርሃነ ደረጀ ጋሻው ካብ ብሄረ ኦሮሞ ዞባ ለቀምት፤ ወረዳ ለቀምቲ፤ ቀበሌ 03፣

15.         ሓለቓ ዓሰርተ ኢብራሂም መሓመድ ኣልየ ካብ ብሄረ ኦሮሞ፤ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ፤ ወረዳ ጡሎ፤ ቀበሌ ገንዳ-ኣመድ ኣህመድ፣

16.         ኢብራሂም ኣህመድ መሓመድ፤ ኦሮሞ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ፤ ወረዳ ጨለቆ፤ ቀበሌ ቁልቢ፣

17.         ምኽልትል ሓለቓ ዓሰርተ፤ መሓመድ ዓብዱራሕማን መሓመድ ካብ ኦሮሞ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ፤ ወረዳ ማሰላ፤ ቀበሌ ገብስ፣

18.         መሓመድ ወርዲ ሻም ካብ ብሄረ ኦሮሞ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ፤ ወረዳ ደደር፤ ቀበሌ ጨካ ኣውበሬ፣

19.         ሓለቓ ዓሰርተ ያለውለት ምንዋጋው ደመቀ ካብ ብሄረ ኣማሓራ ዞባ ባህርዳር፤ ወረዳ ስምንት፤ ቀበሌ 17፣

20.         ደበላ ኣጋ ኣዱላ ካብ ብሄረ ኦሮሞ፤ ዞባ ምብራቕ ወለጋ፤ ወረዳ ሃሮሊሞ፤ ቀበሌ ኦዳጉድና፣

21.         መሓመድ ዑስማን ካብ ፍሉይ ምምሕዳር ድሬዳዋ፤ ቀበሌ 05፤ ኣባል ናይሮምሳ ፣

22.         ሓለቓ ሓምሳ ሲሳይ ደረሰ ለታ ካብ ብሄረ ኦሮሞ፤ ዞባ ምብራቕ ወለጋ፤ ወረዳ ሁሮ ጉድሩ፤ ቀበሌ ኣቤበቀል፤ ኮይኖም ኣብቲ ስርዓት ዘሎ ኣፈላላይን ዘይቅኑዕ ምሕደራን ስርዓት ወያነ ተቛይሞም  ኣብ’ዚ ሰሙን እዚ  ናብ ዴምህት ተፀምቢሮም፣


ንሶም ኣስዒቦም ስርዓት ወያነ ስራዊት ምእንታን ክይፈርሶ ብምስጋእ ብዛዕባ ዴምህት ዝህቦ ጎስጓስ ኣብ ባይታ ዘየለን እኳ ዳኣስ  እቲ ውድብ  ንህዝቢ ዝቃልስ ኣብ ሓደነት ዝኣምን  ምዃኑ ከም ዘራጋገፁ ገሊፆም፣