Sunday, August 2, 2015

በአማራና በትግራይ ክልል መካከል ያለው መሬትን መነሻ ያደረገ ግጭት እስካሁን መፍትሄ ባለማግኘቱ የሰው ህይወት እየጠፋ መሆኑን ተገለፀ።

በኦሮሚያ ክልል ምዕራብ ወለጋ መቱ ዩኒቨርሲቲ ሲማሩ የቆዩ አንዳንድ ተማሪዎች በምርጫ ወቅት ተቃዋሚ ደግፋችኋል በሚል ሰንካላ ምክንያት ከምረቃ እንደታገዱ ሊታወቅ ተችሏል።

በምዕራብ ትግራይ በረከኸት አካባቢ የሱዳን ሰራዊት የኢትዮጵያ ድንበር ጥሶ በመግባት በርካታ ነዋሪዎችን እንዳፈናቀለ ምንጮቻችን ከስፍራው አስረድተዋል።


በትግራይ ደቡባዊ ዞን፤ አላማጣ ከተማ ውስጥ፣ አንድ የትራፊክ ፖሊስ አባል ማንነታቸው ባልታወቁ ሰዎች ሓምሌ 3/2007 ዓ/ም ላይ በስለት ተወግቶ መገደሉን ምንጮቻችን ከቦታው ገለፁ።

በአማራ ክልል፤ ሰሜን ወሎ ዞን ውስጥ ከስደት ተመላሽ ወጣቶች፣ ምንም ዓይነት የፈፀሙት ችግር ሳይኖራቸው በኢህአዴግ ስርዓት ተላላኪዎች እየታሰሩ መሆናቸውን ተገለፀ።

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምዕራብ ወለጋ ኣብ መቱ ዩኒቨርሲቲ ክመሃሩ ዝፀንሑ ገለ ተማሃሮ ኣብ እዋን መረፃ ንተቓወምቲ ደጊፍኩም ብዝብል ከይምረቑ ከም ዝተኣገዱ ተገሊፁ።

ኣብ መንጎ ህዝብታት ክልላት ዓፋርን ትግራይን መሬት ዝመበገሲኡ ግጭት ተፈጢሩ ስለ ዘሎ ነበርቲ ኣብ ከቢድ ፍርሒ ወዲቖም ከም ዘለዉ ካብ'ቲ ከባቢ ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ መንጎ ብሄር ኣምሓራን ትግራይን ዘሎ መሬት፤ ዝመበገሲኡ ምስሓሓብ ግጭት ክሳብ ሕጅ ፍታሕ ስለ ዘይረኸበ ህይወት ይጠፍእ ከም ዘሎ ተገሊፁ።

ኣብ ከተማ ሑመራ ተወዲቦም ኣብ ምንፃፍ እምኒ ተዋፍሮም ክሰርሑ ዝፀንሑ መናእሰይ ምምሕዳር እታ ከተማ ብዉዕሉ መሰረት ክኸፍሎም ከም ዘይከኣለ ተፈሊጡ።

ከተማ ሸራሮ ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ብዝመፁ ዕለታዊ ሰራሕተኛታት ኣዕለቕሊቓ ኣብ ዘላትሉ ኣካላት ፀጥታ ናይ'ታ ከተማ ናይ መንነት መለለዪ ካርድ ኣይሓዝኩምን ኣየሕደስኩምን እናበሉ ይኣስሩን የጋፍዑን ከም ዘለዉ ተፈሊጡ።