Thursday, January 28, 2016

ብሕብረተሰብ ወልቃይት ክለዓል ዝፀንሐ ተኸታታሊ ሕቶ ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ ግቡእ ምላሽ ክህብሉ ስለ ዘይከኣሉ፣ ዓበይቲ ዓዲ ወልቃይት ኣብ ከባቢ ጎንደር ሕቡእ ናይ ዘተ ኣኼባ ከም ዘየካየዱ ተገሊፁ።

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ባዕኸር ዝርከቡ መናእሰይ ንሕና ክልልና ኣምሓራ እዩ ሕቶና ይመለሰልና ብምባል፣ ናይ ተቓዉሞ ድምፆም ከም ዘስምዑ ምንጭታትና ሓቢሮም።

ኢትዮጵያ ካብ መሸጣ ሓይሊ ኤላክትሪክ ንምርካብ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት እተካይዶም ስምምዓት ንፖሎቲካዊ ጉዳያት ተውዕሎ ከም ዘላ ዓለም ለኻዊ ናይ ሓይሊ ኢነርጂ ቤት ምኽሪ ኣፍሊጡ።

ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ሓለፍቲ ኣካላት ፍትሒ ተባሂሎም ዝተቐመጡ ሰባት ብግዕዚይና ስል ዝተጨርማለቑ ግቡእ ኣገልግሎት ኣይህቡን ዘለዎ ተባሂሎም ብነባሪ ህዝቢ ከም ተገምገሙ ምንጭታትና ገሊፆም።

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ማእከላይ ዳኛ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ዮውሃንስ ገብረመድህን ብግዕዝይና ተጠርጢሩ ንምፅራይ ተኣሲሩ እናሃለወ ንፖላዊስ ጉቦ ሂቡ ከም ዘምለጠ ምንጭታትና ገሊፆም።

በፍትህ ሚኒስተር የሚወጡ ህጎች የጥራት ጉድለት ስላለቸው በአፈጻጸም ሂደት ችግር እያስከተሉ መሆናቸው የተገኘው መረጃ አስረድተዋል፡፡

በሃገራችን የሚከሰቱ የመልካም አስተዳደር ችግሮች 40% የሚሆኑት ከሙስና ጋር ተያይዘው የሚፈጠሩ መሆናቸው ተገለፀ።

ኢትዮጵያ ከኤሌክትሪክ ሃይል ሽያጭ ለማግኘት ከጎሮቤት አገሮች ጋር የምታካሂዳቸው ስምምነቶች ለፖለቲካዊ ፍጆታ ጉዳይ እያዋለቻቸው እንዳለች አለም አቀፋ የኢነርጂ ምክር ቤት አስታወቀ።

በቃፋታ ሑመራ ወረዳ የፍትሕ አካላት ተብለው የተቀመጡ ሰዎች በብልሹ አሰራር ዉስጥ በመዘፈቃቸው ምክንያት፣ የሚገባ አገልግሎት እየሰጡ አይደሉም እየተባሉ በነዋሪው ህዝብ ዘነድ እንደተገመገሙ ምንጮቻችን ገለፁ።

በትግራይ ሰሜናዊ ምዕራብ ዞን፣ የማህል ዳኛ ሆኖ ሲሰራ የነበረው የውሃንስ ገብረመድህን የተባለ ግለ ሰዉ በሙስና ተጠርጥሮ ለመጣራት ታስሮ በነበረበት ግዜ፣ ለፖሊስ ግቦ በመስጠት እንዳመለጠ ምንጮቻችን ከላኩልን መረጃ ለማወቅ ተችሏል።