ኣብዚ ቅንያት’ዚ ኣዝዮም ብርክት ዝበሉ መንእሰያት
ንዓማፂ ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ብምቅዋም ናብ ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ /ዴምህት/ ከም ዝተፀምበሩ ካብ ክፍሊ ታዕሊም
ዝመፀና ሓበሬታ ኣረዲኡ።
ካብቶም ናብ ዴምህት ዝተፀንበሩ መናእሰይ ናይ ዝተወሰኑ ኣሽማት ንምጥቃስ
1.ጉዑሽ
ገ/ማርያም ፤ካብ ዞባ ማእከል ትግራይ ወረዳ ውቕሮ-ማራይ ጣብያ ዓቃብሰዓት ቁሸት ዓዲቅፃ
2.ሓየሎም
ተሰማ ፤ካብ ዞባ ምብራቅ ትግራይ ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ቁሸት ማጀና
3.ተስፋይ
ኪሮስ ፤ካብ ዞባ ማእከል ትግራይ ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ ማይ ስሩ ቁሸት ሃገረሰላም
4.ገ/ማርያም
ገ/ሃንስ ፤ካብ ዞባ ማእከል ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ማይ ጨው ጣብያ ውህደት
5.
ናትናኤል ሙሉጌታ ፤ካብ ዞባ ማእከል ትግራይ ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ ማይሓማቶ ቁሸት ከለሊዕ
6.
መሰለ ይደግ ፤ካብ ዞብ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ቀበሌ
02 ቀጠና 7
7.
ኣስራት ኣርሀና ፤ጨዎሎ ካብ ክልል ደቡብ ህዝቦች ዞባ ወላይታ ወረዳ ኪንዶ ጣብያ ከይሻ
8.
ብርሃነ ግርማይ ወ/ሚካኤል ፤ካብ ዞባ ምብራቅ ትግራይ፤ ወረዳ ኢሮብ፤ ጣብያ ዳሮ
9.
ይልቃል ቁሜ ኪዳነማርያም ፤ዞባ ምዕራብ ጎጃም ወረዳ ሳስሊበን ጣብያ ደወገም ቁሸት ጨሪ
10.
መሓመድ ኣለምነን መንግስት ፤ካብ ስሜን ጎንደር፤ ወረዳ ደልጊ ጣብያ ደልጊ
11.
ይብራህ በየነ ገ/ስላሴ ፤ካብ ዞባ ስ/ምዕራብ፤ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ጣብያ ዕጉብ፤ ቁሸት ዓዲ ርእሶን
ካልኦትን እንትኾኑ ምስ ውድብ ዴምህት
ተፀምቢሮም ኣንፃር ስርዓት ወያነ ኢህወዴግ ንክቓለሱ ዘገደዶም ምኽንያት
“ህዝብና ብስንኪ ስእነት ፍትሒን ስእንት ስራሕን ይሳቐ ሰለዘሎ ካብቲ
ወሪድዎ ዘሎ ናይ ጭቆና ኣርዑት ነፃ ንኽወፅእ እቲ እንኮ መማረፂ ቃልሲ ምዃኑ ስለዝኣመና” ኢና ክብሉ ምግላፆም ካብ ክፍሊ ታዕሊም ዴ.ም.ህ.ት
ዝበፀሐና ሓበሬታ ወሲኹ የመልክት።