ህዝቢ ኣብ ዘይኣመነሉን
ዘይዓቕሙን ብሓይሊ መዳበርያ ክወስድ ምግዳድ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ የመዝን ዝበለ እቲ ሓበሬታ፣ ነዚ ድማ መንግስቲ በቶም ዝኾነ ኣፍልጦ
ዘይብሎም ካድረታቱ፤ ኣብ ክንዲ ከእምኑ ብሓይሊ ውሰድ እናበሉ ናብ ዘይተደለየ ፀገም የእትውዎ ከም ዘለው ኣረዲኡ።
በዚ ዝተላዓለ’ውን ህዝብና ፈቐዶ ኣብያተ ፅሕፈታት ከርተት እናበለ ኣብ ምጥራዕ
ከም ዝርከብን ዝሰምዖ ኣካል ስለ ዘይረኸበ ድማ፣ ንዘይተደለየ ምንግልታዕን ወፃእን ይቃላዕ ከም ዘሎ ንምፍላጥ ተኻኢሉ።