እቲ
ዓብዪ ትኹረት ተዋሂብዎ ብሰበ ስልጣን ፀጥታን ዞባን ወረዳን ዝተመረሐ ኣኼባ። ዝኾነ ኣብታ ከተማ ዝነብር ካብ ወዲ 18 ዓመት
ንላዕሊ ዝኾነ ዕድምኡ ምልሻ እንተተመልሚሉ ካብ መንግስቲ ዝተፈላለይ ሓለፋ ዘለዎ ረብሓታት ክረክብ ከም ዝኾነ። ምልሻ ንምዃን
ፍቓደኛ ዘይኮነ ግና መንግስታዊ ኣገልግሎት ክረክብ ከም ዘይኽእል
ኣፈራሪሖም ክምልምሉ ሓሊኖም ናብቲ ኣኼባ ዋላ’ኳ እንተኣተዉ። እቲ ተኣካቢ ህዝቢ ግና ምልሻ ብምዃና ሓሊፉ ዝተርፍ ረብሓ ካብ
ንረክብ ፆምና ምሕዳር ይሕሸና ብምባል ንዘረብኦም ምስማዕ ኣብዩ ከም ዝተበተነ ካብቲ ቦታ ዝበፀሓና ሓበሬታ ኣገንዚቡ፣፣