Monday, December 10, 2012

ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ይስራሕ ኣብ ዘሎ ህዳሴ ግድብ ኣባይ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ስራሕ ደው ናይ ምባል ሰለማዊ ሰልፊ ከም ዘካየዱ ተሓቢሩ፣

-->

በኢህአደግ ስርዓት አሰራር ያልተደሰቱ በትግራይ ክልል የሚገኙ የፖሊስ አባላት ስራቸውን እየለቀቁ መሆኑ ቷውቋል፣


ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኣለማጣ ቀበሌ ዋጅን ከባቢ ኩኩፍቱ ዝነብሩ ሕብረትሰብ እስልምና ብኣባላት ፀጥታ ወያነ ኢህወዴግ ይበሳበሱ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፣

-->

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ኣካይዳ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ስርዓት ባህ ሰለ ዘይበሎም ስረሖም እናራሕርሑ ይወፁ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፣

-->

በአላማጣ ወረዳ ፤በዋጃና ኩኩፍቱ አከባቢ ኗሪ የሆኑ በርካታ የእስልምና እምነት ተከታዮች በወረዳዋ የደህንነት ሃላፊዎችና አባላት እየተዋከቡ መሆኑ ከቦታው የደረሰን ዘገባ ያመለክታል፣



Wednesday, December 5, 2012

ኣብ ከተማ ሽረ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብኣስገዳድ ንግድብ ኣባይ ወርሓዊ ደሞዞም ክኸፍሉ ብካድረታት ህወሓት ይግደዱ ከም ዘለዉ ተሓቢሩ፣

-->