Thursday, October 2, 2014

በትግራይ ምእራባዊ ዞን ለበላይ አመራሮች እየተሰጠ የሰነበተው ስብሰባ አሁንም በበታች አመራሮች ላይም እየቀጠለ እንደሚገኝ ተገለፀ።

በትግራይ ክልል ሰሜናዊ ምእራብ ዞን ማይ ፀብሪ ከተማ የሚገኙ የፖሊስ አዛዦች በስርቆት አመካኝተው ላሰሯቸው ንፁሃን ዜጎቻችን እየገድሉዋቸው እንዳሉ ተገለፀ።

በሁሉም የትግራይ ክልል ዞኖች የሚገኙ ርእሰ መምህራን ከመስከረም 4 /2007 ዓ/ም ጀምረው በ2007 ዓ/ም ምርጫ ላይ አጀንዳ ያደርገ ቅስቀሳ በከፍተኛ ባለ-ስልጣኖች የተመራ በአክሱም ከተማ ተሰብስበው እንደሚገኙ ምንጮቻችን ከከተማዋ ገለፁ።

በመቐሌ ከተማ አጋጥሞ ባለው የመብራት ሃይል እጥረት ነዋሪዎች እለታዊ ኑፘቸውን ለመምራት ተቸግረው እንዳሉ ምንጮቻችን ገለፁ።

የወያኔ ኢህአደግ ስርአት ለመቐሌ ዩንቨርስቲ መምህራንና ማህበረሰብ አስገድዶ ስብሰባ ውስጥ አጉፘቸው እንደሰነበተ ምንጮቻችን አስታወቁ።

መራሕቲ ኢህወዴግ ኣብ ኩለን ክልላት ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣባላት ገዛኢ መደብ ንኽኾኑ የገድድዎም ከም ዘለዉ ተገሊፁ።

ኣብ ከተማ ዓድዋ ተኣኪቦም ዝቐነዩ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ዘልዓልዎም ሕቶታት ንመራሕቲ እቲ መድረኽ ወጥርን ጭንቕንቕን ከም ዝፈጠረሎም ተገሊፁ።

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከም መቐፀልታ እቲ ንላዕለዎት ሓለፍቲ ክዋሃብ ዝቐነየ ኣኼባ ኣብ ታሕተዎት ሰራሕተኛታት እዉን ይቕፅል ከም ዘሎ ተሓቢሩ።

ኣማሓደርቲ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ብብላዕን ብግበረለይ ክገብረልካን ስለዝጠልቅዩ ካብ ስልጣኖም ይተኣለዩ ብምባል ነባራይ እቲ ዞባ ተቓውሙኡ ይገልፅ ምህላዉ ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ማይ ካድራ ዝርከቡ ፖሊሳት ንፁሃት ዜጋታት ይቐትሉ ምህላዎም ካብቲ ቦታ ምንጭታትና ኣብ ዝላኣኽዎ ሓበሬታ ገሊፆም።