ኣብ ክልተ ሰሙን ሓደ ጊዜ ይዳሎ ዝነበረ ኣዲስ ታይምስ ዝተብሃለ መፅሄት።
ልዕሊ 40 ሽሕ ቅዳሕ ተሓቲሙ ናብ ኢድ ኣንበብቲ ይበፅሕ እኳ እንተነበረ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ግን ብትእዛዝ መራሕቲ ወያነ
ከይሕተም ስለ ዝተኣገደ። ኣብ ልዕሊ ተጠቃሚ ህዝቢ ዝፍፀም ዘሎ ናይ ፕረስ ዓፈና ኣንበብቲ ከም ዘሕዘኖምን ኣብቲ ስርዓት
ዘለዎም ፅልኣት ምግላፆምን እቲ ሓበሬታ ኣረዲኡ፣
እቲ
ሓበሬታ ወሲኹ። እቲ መፅሄት ከይሕተም ናይ ብሮድ ካስት አጀንሲ ትካል ዓመታዊ ናይ ህድሳት መሰሉ ከይሕሎ ከም ዝኸልከልዎን። ናይ መለስ ራእይ ካብ
ዝኾኑ ሓደ ንምትግባር ጋዜጣታት ምዕፋን’ዩ ብምባል ብናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለይ ትእዛዝ ከም ዝተፈፀመ ገሊፁ፣