Saturday, November 21, 2015

እርቃኑ የወጣ ያደረ በሽታ!

ዕርቃኑ ዝወፀ // ሕዱር ሕማም!!

በሽሬ እንዳስላሴ ከተማ ውስጥ የሚገኝ እስር ቤት ከ 3 ሺ በላይ እስረኞች በመያዙ ምክንያት እስርቤቱ ከአቅሙ በላይ ሁኖበት እንደሚገኝ ታወቀ።

በትግራይ ምእራባዊ ዞን እየተካሄደ ባለው የህዝብና የአስተዳደሮች ስብሰባ የዞኑ ምክትል አስተዳደር በሙስና ምክንያት ከስራ ዘርፉ እንደተባረረ ከቦታው የሚገኙ ምንጮቻችን ገለፁ።

በገዢው የኢህአዴግ ስርአት በሃገር መከላክያ ሰራዊት የሚገኙ ቲሞችና ጋንታዎችን በአሁኑ ሰአት የሰው የሃይል ብዛታቸው እተዳከሙ እንደሚገኙ በመከላክያ ሰራዊት ውስጥ የሚገኙ ምንጮቻችን የላኩት መረጃ ገለፁ።

በአማራ ክልል ጎንደር ከተማ የሚገኙ የሰረአቱ ባለ ስልጣናት ለኢንቨስተሮች ተብሎ የሚሰጥ መሬት በማከፋፈል ሂደት አድሎዎ እየፈፀሙ እንደሚገኙ ተገለፀ።

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከብ ቤት ህንፀት ልዕሊ 3 ሽሕ እሱራት ብምሓዙ ነቲ ቤት ማእሰርቲ ልዕሊ ዓቕሙ ኮይኑ ከም ዝተጨናነቐ ተፈሊጡ።

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ይካየድ ኣብ ዘሎ ናይ ህዝብን ኣመሓደርትን ኣኼባታት ምኽትል ኣመሓዳሪ ናይ’ታ ዞባ ብግዕዚና ምኽንያት ካብ ስርሑ ከም ዝተባረረ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ምንጭታትና ገሊፆም።

ኣብ ምኽልካል ሰራዊት ገዛኢ ስርዓት ኢህወዴግ ዝርከባ መስርዕን ጋንታታትን ብሓይሊ ሰበን እናተዳኸማ ከም ዘለዋ ኣብ ውሽጢ እቲ ምክልኻል ዝረከቡ ምንጭታትና ዝለኣኽዎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ጎንደር ዝርከቡ ሰበ ስልጣን እቲ ስርዓት ንኢቨንስተራት ተባሂሉ ዝወሃብ መሬት ኣብ ዕደላ ብሌላን ጉሌላን ይፍፅምዎ ምህላዎም ተገሊፁ።