Friday, June 19, 2015

በመከላከያ ሰራዊት የሰሜን እዝ አባላት የሆኑት ወታደሮች በአገልግሎት ማብቂያ በሚል ምክንያት ያልተፈለጉትን ለማሰናበት ተብሎ በተካሄደ ስብሰባ ላይ ብዛት ያላቸው ወታደሮች አገልግሎታችን ግዜ ያበቃ በመሆኑ መሰናበት አለብን በማለታቸው የተነሳ ስብሰባው እንደተቋረጠ ታወቀ።

የትግራይ ክልል ምእራባዊ ዞን ፍትህና አስተዳደራዊ አገልግሎት ለማግኘት ጉቦና ሌሎች ጥቅማጥቅም ለመስጠት እንደ ምትገደድ የዞኑ ነዋሪዎች ገለፁ።

በሑመራ ከተማ የሚገኙ ስርዓቱን ያሰማራቸው ታጣቂዎች አሸባሪ ገብቶውብናል በማለት ከባድ ፍተሻ ማካሄዳቸው ታወቀ።

ኣብ ጅግጅጋ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዝተኻየደ ምስሉይ መረፃ ኢህወዴግ ስለ ዝተሳዕረ እቲ ተጀሚሩ ዝነበረ ምቑፃር ድምፂ ተቛሪፁ እቲ ናይ መረፃ ሳንዱቕ ብካድረታትን ወታሃደራትን እቲ ስርዓት ከም ዝተሰረቐ ተፈሊጡ።

ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓብዪ ዓዲ ጣብያ ሰረት ዝነብር ህዝቢ ምሉእ ብምሉእ ንዓረና መድረኽ ከም ዝመረፀ ምንጭታትና ካብ’ቲ ከባቢ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህር ዳርን ብር ቤቴን ዝተኻየደ መረፃ ብተለኣኣኽቲ ናይ’ቲ ስርዓት ሰለ ዝተጭበርበረ ህዝቢ መረረቱ ይገልፅ ከም ዘሎ ተፈሊጡ።

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መቱ ዩኒቨርሲቲ ዝመሃሩ ተምሃሮ ድምፅና ተሰሪቑ ብምባል ናብ ምምሕዳር’ቲ ዩኒቨርሲቲ ብምጥርዖም ብዕጡቛት እቲ ስርዓት ተኹሲ ከም ዝተኸፈተሎም ተገሊፁ።

ኣብ ከተማ መቐለ ፍሉይ ቦታ ዓድሓ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝነብሩ ዜጋታትና መብዛሕተኦም ንዓረና መደረኽ ስለ ዝመረፁ ብካድረታት ህወሓት ፀቕጥታት ይበፅሖም ምህላዉ ተፈሊጡ።