Sunday, August 30, 2015

በምዕራብ ጎጃም ዞን ፍኖተሰላም ከተማ የሚኖሩ ነዋሪዎች በወታደሮችና በፌድራል ፖሊሶች ህገወጥ ፍተሻ ምክንያት እለታዊ ስራዎቻቸውን ለማከናወን መቸገራቸውን ነዋሪዎች ተናገሩ።

በሶማሌ ክልል ጂግጂጋ ከተማ የክልሉ ተወላጆችና ሃበሽ በሚል የሚጠሯቸው የሌላ ክልል ተወላጆች መካከል በሚከሰት አለመግባባት በየዕለቱ የሰው ህይወት እየጠፋ መሆኑን ከስፍራው የሚገኙ ምንጮቻችን ገልፀዋል።

በምዕራብ ጎጃም ዞን የሚገኙ ነጋዴዎች በተጣለባቸው ከፍተኛ ቀረጥና ግብር ምክንያት ስራቸውን እያቆሙ የስራ ፈቃዳቸውን መመለሳቸው ምንጮቻችን ከስፍራው ገለፁ።

በምስራቅ ጎጃም ዞን የሚገኙ የመንግስት ሰራተኞች ማግኘት የሚገባንን ጥቅማጥቅም አላገኘንም በማለት ከሚሰሩበት መስሪያ ቤት እየለቀቁ መሆናቸውን ከስፍራው የሚገኙ ምንጮቻችን አስረዱ።

በአዊ ዞን ጃዊ ወረዳ የሚገኙ ንፁሃን ወጣቶች በትጥቅ ትግል ከሚንቀሳቀሱ ድርጅቶች ጋር ግንኙነት አላችሁ በሚል ሰንካላ ምክንያት እየታሰሩ መሆናቸውን ከስፍራው የደረሰን መረጃ አመለከተ።

ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብመልክዕ ሞፈር ዘመት እንስሳ እናጓሰዩ ዝናበሩ ዜጋታት ብዘይ ኣግባብ ገንዘብ ክኸፍሉ ይግደዱ ምህላዎም ተገሊፁ።

ንከተማ ዓዲ ግራት ተባሂሉ ዝተመደበ ብርክት ዝበለ ገንዘብ ኣብ ስራሕ ከይወዓለ ብሰበ ስልጣን ከም ዝተበልዐ ምንጭታት ዝለኣኹልና ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ ወረዳታት ክልል ትግራይ ተመዲቦም ዝሰርሑ ኣመሓደርቲ መንነቶም ብዘይ ተፈለጡ ሰባት ይቕተሉ ከም ዘለው ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ትግራይ ዝበፀሐና ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ ከተማ ሑመራ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ዕጥቃዊ ቃልሲ ብዘካይድ ውድብ ሃርበኞች ግንቦት-7 ኣብ ኲናት ንዝተቐተሉ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢህወዴግ ንቤተሰቦም ዝኸዉን ገንዘብ ከዋፅኡ ይገደዱ ምህላዎም ተገሊፁ።

ተሳተፍቲ ጉባኤ ህወሓት ብ17 ነሓሰ 2007 ዓ.ም ኣባይ ወልዱ ንክልል ትግራይ ክመርሕ ዓቕሚ የብሉን ድኽነትን ግዕዝይናን ኣስፋሕፊሑ ህዝብና ይሳቐ ኣሎ ዝብል ሓሳብ ከም ዘቕረቡ ምንጭታት ገሊፆም።