Monday, January 26, 2015

በትግራይ ክልል ምእራባዊ ዞንና አካባቢው ተከስቶ ባለው ግጭት የስልክ አገልግሎት በመቛረጡ ምክንያት ነዋሪው ህዝብ እለታዊ ኑሮውን እንዳያሳልጥ እንቅፋት ሁኖበት እንደሚገኝ ተገለፀ።

በሑመራ ከተማ የሚገኙ አስተዳዳሪዎች ንግድ ፍቃድ አላደሳችሁም በሚል ምክንያት ለበርካታ ነጋዴዎች ከገቢያቸው በላይ እንደቀጧቸው ተገለጸ።

የነቀምት ከተማ ነዋሪዎች የኢህአደግን ስርአት ብልሹ አሰራር በመቃወም ጥር 6/2007 ዓ/ም የተቃውሞ ሰላማዊ ሰልፍ አካሄዱ።

በአማራ ክልል በስራ ምክንያት መኪና ይዘው የሚንቀሳቀሱ የትግራይ ተወላጆች ማንነታቸው ባልታወቁ ሰዎች እየተገደሉ መሆናቸውን ምንጮቻችን ከአማራ ክልል ገለፁ።

ጥር 2 / 2007 ዓ/ም በአዲስ አበባ ከተማ ለምርጫ ካርድ ጊዝያዊ መመዝገብያ ተብሎ የተተከለው ቴንዳ በሌሊት ተቃጥሎ ማደሩ ከቦታው ያገኘነው መረጃ አስታወቀ።

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝርከቡ ካድረታት ስርዓት ኢህወዴግ ናይ መረፃ ካርዲ ንዘይወሰደ ህዝቢ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ይኽልክልዎ ከም ዘለው ተሓቢሩ።

ኣብ’ዚ ቅንያት እዚ ንግፍዓዊ ምሕደራ ስርዓት ኢህወደግ ብምቅዋም ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ናብ ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ ከም ዝተፀንበሩ ካብ ክፍሊ ታዕሊም ዴምህት ዝበፅሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ።

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብስራሕ ዝንቀሳቐሱ ተወለድቲ ትግራይ ዝኾኑ መራሕቲ መካይን መንነቶም ብዘይተፈለጡ ሰባት ይቕተሉ ምህላዎም ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ብ2ተ ጥሪ 2007 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንግዝያዊ መመዝገቢ ካርዲ መረፃ ተባሂሉ ተተኺሉ ዝነበረ ቴንዳ ብለይቲ ተቓፂሉ ከም ዝሓደረ ካብታ ከተማ ዝበፀሐና ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይን ከባቢኣን ተፈጢሩ ብዘሎ ግጭት ኣገልግሎት ስልኪ ብምቁራፁ ነባሪ ህዝቢ ዕለታዊ ንጥፈታቱ ንኸየሳልጥ ዕንቅፋት ኮይንዎ ከምዘሎ ተሓቢሩ።