Friday, December 9, 2016

“እቲ እዋን ናይ ለውጢ እዋን እዩ”

“ማሕለኻ ለውጢ”

“የለውጥ እንቅፋት”

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ገዛኢ ስርዓት ኢህወደግ ኣብ ልዕሊ ወገናት ዝፍፅሞ ዘሎ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ከም ዘካየዱ ይግለጽ ኣሎ።

ናይ ኣውሮፓ ፓርላማ ሰብኣዊ መሰል ኮምቴ ስርዓት ኢህወደግ ንደጉተር መራራ ጉዲና ዝኣሰረሉ ምኽንያት ግልፂ ክገብር ኣለዎ ክብል ከም ዝሓተተ ተፈሊጡ።

ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ኢንተርኔት ምዕጻው ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ናይ 9 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ክወርድ ከምዝኻኣለ ሓደ ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ ዓለም ለኸ ትካል ኣፍሊጡ።

የአውሮፓ ፓርላማ የሰብዓዊ መብቶች ኮሚቴ የኢህኣዴግ ስርኣት ዶ/ር መረራ ጉዲና ለእስር የተዳረጉበት ምክንያት ግልፅ እንዲደረግ ጥያቄ አቀረበ።

በደቡብ አፍሪካ የሚኖሩ ኢትዮጵያዊያን ገዥው የህወሃት ኢህ አዴግ አገዛዝ በመላዉ የኢትዮጵያ ህዝብ ላይ የሚፈጽመዉን የሰባዊ መብት ረገጣና አገር እና ህዝብን የማጥፋት ወንጀል መቃወማቸውን ተገለፀ።

በኢትዮጵያ የኢንተርኔት አገልግሎት እንዲዘጋ በመደረጉ በመንግስት ላይ የዘጠን ሚሊዮን ዶላር ኪሳራ ማስመዝገቡን አንድ መቀመጫውን በአሜሪካ ያደረገው አለም አቀፍ ተቋም አስታወቀ።