Monday, April 18, 2016

በትሪ ልምዓታዊ መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ፣

የይስሙላ ልማታዊ መንግስት በኢትዮጵያ!

ኣባላት ሰራዊት ገዛኢ ስርዓት ኢህወደግ ብዘይ ምቁራፅ ዕለታዊ ነቲ ውትህድራና እናራሕርሑ ይኸድዑ ከም ዘለው ዝበፀሐና ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ ከተማ ስሉልታ ዝርከቡ ኣባላት ፌደራል ፖሊስ ምስ ነበርቲ ናይ'ታ ከተማ ዝኾኑ መናእሰይ ግጭት ከም ዘልዐሉ ካብ'ቲ ቦታ ዝበፀሐና ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

ኣብ ሃራማያ ዩኒቨርስቲ ብዝተላዕለ ቃፀሎ ናይ ተማሃሮ መደቀሲ ክፍልታትን ንብረትን ብምዕናው ስዒቡ እቶም ተማሃሮ ነናብ ክልሎም ይምለሱ ከም ዘለዉ ተገሊፁ።


ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣምቦ ዝኾነ ዓይነት ወንጀል ዘይፈፀሙ መናእሰይ ብዕጡቛት ገዛኢ ስርዓት ከም ዝተቐተሉ ዝበፅሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ።

በሃሮማያ ዩኒቨርሲቲ በደረሰ ቃጠሎ የተማሪዎች ምኝታ ክፍሎችና ንብረት ወደመ – የየክልሉ ተማሪዎችም ወደ መጡበት እየሄዱ ነው።

በአምቦ ዩንቨርስቲ ምንም ባላጠፋው ወንጀል ተደብድቦ ለአልጋ ቁረኛ የነበረው ወጣት ሕይወቱ ማለፉን የደረሰን መረጃ አስታወቀ።