Friday, May 6, 2016

ዘላቒ ውሕስና ዜጋታት ዘላቒ መፍትሒ እንትህሉ እዩ!!

ዘላቂ የዜጎች ዋስትና ዘላቂ መፍትሔ ሲኖር ነው!!

ምእንተ ህዝብን ሃገርን ዓቢ ዋጋ እናኸፈሉ ዝርከቡ ወገናት ብርክት ዝበሉ ብምዃኖም፣ ብመራሕቲ እቲ ስርዓት ፅዕንቶ ይበፅሖም ከም ዘሎ ተገሊፁ።

መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ትሕቲ ማእሰርቲ ዝርከብ ጋዜጠኛ ውብሸት ታዬ ክፍታሕ ከም ዘሎዎ ንመንግስቲ ኢትዩጵያ ፀዊዑ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ላዕለዎት ሰበስልጣን ባኣዴን ምስ ተወለድቲ እቲ ክልል ንምምያጥ ዳላስ ኣብ ዝኽድሉ እዋን ብኸቢድ ራዕዲ ተዋሒጦም እቲ ዝሓሰብዎ ክሰልጦም ከም ዘይክኣለ ተገሊፁ።


ለህዝብና ስለሃገር ታላቅ ዋጋ እየከፈሉ የሚገኙት ወገኖች በርከት ያሉ በመሆናቸው ስርዓት አመራሮች ከባድ ጫና እየደረሰባቸው እንዳለ ተገለፀ።

የአሜሪካ መንግስት በእስር ላይ የሚገኘው ጋዜጠኛ ውብሸት ታዬ መፈታት እንዳለበት ለኢትዮጵያ መንግስት ጥሪ አቀረበ።

የብአዴን ከፋተኛ አመራር ባለፈው ሳምንት ከክልሉ ተወላጅች ለመወያየት ዳላስ በሄዱበት ወቅት በከባድ ወጥረት ውስጥ ገብተው የአሰቡትን ሊሳካላቸው እንዳልቻለ ተገለፀ።