Thursday, June 16, 2016

ሰበ ስልጣን ስርዓት ኢህወደግ ኣብ ጐኒ ውድብ ብኣዴን ተሰሊፎም ንዝተቓለሱ ውሑዳት ነባራት ተወለድቲ ክልል ኣምሓራ ናይ ይምሰል ኣፍልጦ ይህቡዎም ምህላዎም ተፈሊጡ።

ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ክልተኣውላዕሎ ጣብያ ነጋሽ ዝርከቡ ኣመሓደርቲ ገዛኢ ስርዓት ኢህወደግ፣ ናይ ህዝቢ ንብረትን ገንዘብን ኣብ ምዝራፍ ተፀሚዶም ከም ዘለው ተፈሊጡ።

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ማይ ካድራ ብሕፅረት ቆፃሪት ሓይሊ ኤሌክትሪክን ትራንስፎርመርን ንዝተፈላለዩ ሽግር ተቓሊዖም ከም ዘለው ተፈሊጡ።

ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ወረዳ ኣላማጣ ዝርከቡ ገባራት ብድርቂ ንዝተጠቑዑ ወገናት ዝመፀ ናይ ሓገዝ እኽሊ ኣማሓደርቲ ጣብያ ንመዕደጊ መደባርያ ብግዴታ እናሸጡ የኽፍልዎም ከም ዘሎው ተፈሊጡ።

የአማራ ክልል ህዝቦች አሰከፊ የደርግን ሰርአት ለማሰወገድ በጠንካራ ብርታትና መሰዋትነት ከኢትዮጵያዊያን ወንዲሞቹ ጋር በመሆን ብአዴን በሚል የድርጅት ሰም በመደራጀት ለታገሉ ነባር ታጋዮች ለማሰመሰልና ከህዝብ እየተሰጠ ያለውን ወቀሳ ለመሸፈን ሲባል ከ25 አመት በኋላ በባህርዳር ሙሉ አለም ዳራሽ በደርጅቱ ሊቀመንበርና በምክትል ጠቅላይ ሚኒስተር ደመቀ መኮንን እውቅና ተሰጣቸው።

በትግራይ ደቡብ ዞን እንዳምኾኒ ወረዳ የሚገኙ ከ200 በላይ ወጣቶች በስራ አጥነትና በመልካም ኣስተዳደር እጦት ለከፋ ችግር ወድቀናል በማለት በስርአቱ ላይ ያላቸውን ጥላቻ በመግለፅ ላይ መሆናቸውን መረጃዎቻችን ከአከባቢዉ ገለፁ።

በትግራይ ክልል ክልተ ኣውላዕሎ ወረዳ የሚገኙ አስተዳዳሪዎች የህዝብ ንብረትና ገንዘብ በመዝረፍ ላይ መሰማራታቸው ተገለፀ።

በትግራይ ክልል ምእራባዊ ዞን የማይ ካድራ ከተማ ነዋሪዎች የኤሌክትሪክ ቆጣሪና ትራንስፎርመር ችግር ምክንያት ለተለያዩ ችግሮች እየተዳረጉ እንደሚገኙ ታወቀ።