Wednesday, December 5, 2012

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሽረ ቀበሌ 01 ጣብያ ደደቢት ብካድረታት ብዛዕባ 2ብ 20 ዝብል ገዛ ዝምልከት ኣኼባ ብዘይ ፍረ ብተቃዉሞ ህዝቢ ከም ዝተበተነ ተሓቢሩ፣

-->


ኣብ ተፋሰስ ተከዘ ኣብ መንጎ ናይ መስኖ ሕርሻ ሓረስቶት መንግቲ ወያነ-ኢህወዴግን ጎነፅ ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣




Saturday, December 1, 2012

ኣብ ኣሜሪካ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ዝነብሩ ኢትዮጵያን ኣንፃር ስርዓት ወያነ ዝዓለመ ሓያል ተቓውሞ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ’ዚ ስሙን ኣካይዶም፣

-->
  

ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ተምቤን ዓቢ ዓዲ ዝርከብ ብስም ኣሉላ ኣባነጋ ተሰይሙ ክፅዋዕ ዝፀነሐ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ። ብመለስ ዜናዊ ሽም ክቕየር ብምግባሩ ህዝቢ ተቓውሞኡ ከም ዘስመዐ ካብ’ቲ ከባቢ ዝተረኸበ ሓበሬታ ገሊፁ፣




ኢትዮጵያ ብምጥሓስ መሰል ሰራሕተኛታት ዝኸፈአት ሃገር ክብል ILO ዝተበሃለ ዓለም ለኸ ትካል ኣብ’ዚ ቅንያት ኣብ ዘዉፅኦ ፀብፃብ ገሊፁ፣

-->

ኣብ ከተማ ሃረር ህዝቢ ዝግልገለለን ዝነበራ ካብ 500 ንላዕሊ ድንኳናት ክፈርሳ መንግስቲ ምእዛዙ ተኸቲሉ ኣብ’ታ ከተማ ዘይምርግጋዕ ተፈጢሩ ከም ዘሎ ተፈሊጡ፣




ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ጎደና ሓደር ከም ዘለው ዓለም ለኸ ትካል መረዳእታ ህፃናት ሕቡራት መንግስትታት ኣመልኪቱ፣