Wednesday, August 20, 2014

ነጋዶ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ዕዳጋ ምእንቲ ክንህር ናይ ተቓወምቲ ዉድባት ስራሕ ተሳልጡ ኣለኹም ብዝብል ምኽኒት ትካላቶም በቲ ምምሕዳር ይዕፀዎም ምህላው ምንጭታትና ሓቢሮም።

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዝነብር ህዝብና ፍትሓውነት ብዘይብሉ ኣተኣኻኽባ ግብሪ የንፀረፅር ከም ዘሎ፣ ምንጭታትና ካብታ ከተማ ሓቢሮም፣፣

ኣብ ከተማታት ማይ ካድራ፤ ኣደባይን ካልኦት ከባቢታትን ዝርከቡ መዓልታዊ ሰራሕተኛታት ብፖሊስ እናተገደዱ ወልቃይት ናብ ዝርከብ ቃንጫ ሽኮር ይወሰዱ ከም ዘለዉ ተገሊፁ።

ስእነት ሰናይ ምምሕዳር ብዝወለዶም ፀገማት ይሳቐዩ ዘለዉ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ሽዋ ወረዳ ዳርጌ፣ ንዘጋጠሞም ሽግር ብሰላምዊ ሰልፊ ከይገልፁ በቲ ስርዓት ዝተፈላለዩ ሽርሕታት ይፍፀም ከም ዘሎ ተሓቢሩ፣፣

ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ ካብ 25 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ 2006 ዓ/ም ናይ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዞባ መቐለ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ብዛዕባ ፀጥታ ዝምልከት ስግኣት ዝወለዶ ኣኼባታት ከም ዘካየዱ ተፈሊጡ፣፣

Sunday, August 17, 2014

በትግራይ ምእራባዊ ዞን ሉግዲ አካባቢ የሚገኙ የፌደራል ፖሊስ አባላት ሰዎችን እየላኩ የሱዳናዊያን በጎችን እየዘረፉ እንዳሉ ምንጮቻችን ካከባቢው ገለፁ።

በሽሬ እንዳስላሴ ከተማ የፖሊስ እጅ ያለበት ስርቆት በሰፊው እየተካሄደ በመሆኑ። ነዋሪዎች በስርዓቱ ላይ ምሬታቸውን እየገለፁ መሆናቸውን ምንጮቻችን ከከተማዋ ገለፁ።

የሽሬ-እንዳስላሴ ከተማ ከንቲባ አቶ መረሳ አታክልቲ ለከተማው ህብረተሰብ ሰብስቦ አንድ ላምስት በሚለው አደረጃጀት ያልተጠረነፈ ሰው የሆነ ይሁን ማህበራዊ አገልግሎት ማግኘት አይችልም እያለ በማስፈራራት ላይ እንደሚገኝ ምንጮቻችን ከከተማዋ አስታወቁ።

በትግራይ ሰሜናዊ ምዕራብ ዞን መደባይ ዛና ወረዳ የገበያ ጉዳይ አጥኚ ክፍል ሆኖ ይሰራ የነበረ ግለሰብ 30 ሺህ ብር ይዞ እንደተሰወረ ታውቋል።

የኢህ.አዴግ ስርዓት መሪዎች በትግራይ ክልል እየተከተሉት ባለው የተበላሸ የመሬት አስተዳደር ምክንያት በህዝቦች መካከል እስከ ህይወት መጥፋት የደረሰ ግጭት እያጋጠመ መሆኑን ተገለፀ።