Tuesday, September 2, 2014

በትግራይ ምዕራባዊ ዞን የሚኖር ህዝብ መሰረታዊ ሸቀጦችን በማጣቱ ምክንያት ህይወቱን ለመምራት ተችግሮ እንደሚገኝ ምንጮቻችን አስታወቁ።

በትግራይ ሰሜናዊ ምእራብ ዞን፤ ሽሬ እንድስላሴ ውስጥ የሚገኙ የስርአቱ አስተዳዳሪዎች የመጠጥ ባለቤት በሆኑ ባለድርጅቶች መሃል እየገቡ እርስ በርሳቸው እያጋጯቸው እንደሆኑ ከአባቢው በተገኘው መረጃ ለማወቅ ተችሏል።

በምእራብ ጎንደር፤ ጭልጋ ወረዳ፤ ልዩ ስሙ አርሴማ በተባለው አካባቢ ከቤተክርስትያንና ከጠበል ውሃ የተገኘ ገንዘብ። በካድሬዎች እንደተጠፋፋ ተገለፀ።

ሽሬ እንዳስላሴ ከተማ በሚገኘው ፖሊስ ጣብያ ውስጥ ምክንያቱ ባልታወቀ ምክንያት ሲሰቃዩ የቆዩት ሦስት ሰዎች ነሃሴ 6/2006 ዓ/ም ክእስር ቤቱ እንዳመለጡ ተገለፀ።

ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ መተማ ከባቢ ዓዉደ ራፊዕ ኣብ ዝርከባ ማሕበራት ተቖፂረን ዝሰርሓ ደቂ ኣስንትዮ ብዘይተፈለጡ ሰባት ይቕተላ ከም ዘለዋ ተገሊፁ።

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ብስእነት መሰረታዊ ሸቐጣት ህይወቱ ኣብ ምምራሕ ተፀጊሙ ከም ዝርከብ ተሓቢሩ።

ኣብ ዞባ ሴሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ሽረ ዝርከቡ ኣመሓደርቲ ኣብ መንጎ ወነንቲ ቤት መሰተ ብምእታው ሕድ ሕዶም የናቑትዎም ከምዘለዉ ምንጭታትና ካብታ ከተማ ዝለኣኽዎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ኣብ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ጭልጋ ፍሉይ ሽሙ ኣርሴማ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ካብ ዝርከብ ቤተክርትያንን ማይ ፀሎትን ዝተረኸበ ናይ ገንዘብ ኣታዊ ብኢድ ኣታውነት ካድረታት ይጠፋፋእ ከም ዘሎ ተገሊፁ።

ኣብ ከተማ ሽሬ እንዳስላሴ ዝርከብ ፖሊስ ጣብያ ክሳቐዩ ዝፀንሑ ሰለስተ ሰባት ብ6 ነሓሰ 2006 ዓ/ም ካብቲ ቤት ማእሰርቲ ከም ዘምለጡ ተፈሊጡ።