Thursday, July 30, 2015

የመቐለ ከተማ ነዋሪ ህዝብ አግባብነት በሌለው የግብር አከፋፈል ተማርሮ ሰለማዊ ሰልፍ ልንወጣ ነው በማለቱ የተነሳ ቅሬታችሁን በፅሁፍ አቅርቡ ሲሉ የስርአቱ ካድሬዎች እንዳስገደድዋቸው ታወቀ።

በትግራይ ክልል ምስራቃዊ ዞን ሃውዜን ከተማ የሚገኙ አስተዳዳሪዎች ኢንቨስት ለማድረግ ከውጭ ለመጡት ዜጎቻችን ከህዝብ ጋር እያጣሏዋቸው እንደሚገኙ የደረሰን መረጃ አመለከተ።

የሁመራ ከተማ ነጋዴዎች መጠኑን ያለፈ ግብር ክፈሉ እየተባሉ በመገደድ ላይ በመሆናቸው የተነሳ በስርአቱ ላይ ምሬታቸው በማሰማት ላይ እንዳሉ ተገለፀ።

በባህር ዳር ከተማ በከባድ ወንጀል ተጠርጥረው የታሰሩት ሰዎች ለፖሊስ አዛዦች ጉቦ እየሰጡ ከእስር በመውጣት ላይ መሆናቸው የደረሰን መረጃ አስረድቷል።

በዓድዋ ከተማ ለስፖርት ተብሎ የተመደበውን በጀት ስራ ላይ ሳይውል በባለስልጣኖቹ ስለተጠፋፋ የተቃውሞ ሰልፍ መካሄዱን ተገለፀ።

ሓረስቶት ወረዳ እንደርታ ብምምሕዳር ክልል ትግራይ መሬቶም ይምንጠሉ ከም ዘለዉ ምንጭታትና ካብታ ወረዳ ሓቢሮም።

ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከቡ ኣመሓደርቲ ጥሪቶም ሒዞም ካብ ካልእ ዞባ ንዝመፁ ሓረስቶት ይሰጉዎም ብምህላዎም ኣብቲ ከባቢ ሓያል ወጥሪ ነጊሱ ምህላዉ ምንጭታትና ገሊፆም።

ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ኣላማጣ ሓደ ኣባል ፖሊስ ትራፊክ መንነቶም ብዘይተፈለጡ ሰባት ብኻራ ተወጊኡ 3 ሓምለ 2007 ዓ/ም ሞይቱ ከም ዝተረኸበ ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም።

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ካብ ስደት ንዝተመለሱ መንእሰያት ዝበደልዎ ዘይብሎም ብልኡዃት ስርዓት ኢህወዴግ ይእሰሩ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ።

ህዝቢ ከተማ መቐለ በስንኪ ዝበፅሖ ዘሎ ዘይሙዑሩይ ኣከፈፍላ ግብሪ ሰለማዊ ሰልፊ ክንወፅእ ኢና ኣብ ዝበልሉ ቅሬታኹም ብፅሑፍ ኣቕርቡ ክብሉ ካድረታት እቲ ስርዓት ከም ዘገደድዎም ተፈሊጡ።