Monday, July 21, 2014

በአዊ ዞን ከኮሶ-በር ወደ ሱርታ፤ ቻግኒና ገምባሃን ከሁለት አመት በፊት ለመብራት ተብለው የተተከሉት የኤለክትሪክ ምሶሶዎች አገልግሎት ሳይሰጡ ወድቀው እየተበላሹ መሆናቸው ምንጮቻችን አስታወቁ።

የአማራ ክልል 4ኛ አመት 12ኛ የምክር ቤት መደበኛ ስብሰባ ያለመስማማት እንደተበተነ ታወቀ።

በርከት ያሉ ወጣቶች የህውሃት ኢህአዴግ ብልሹ አሰራር በመቃወም ወደ ትግራይ ህዝብ ዴሞክራሲያዊ ንቅናቄ ወታደራዊ መሰልጠኛ ተቀላቀሉ።

በአዊ ዞን የሚገኙ አርሶ አደሮች የጤፍ ምርጥ ዘር መግዛትና በመስመር መዝራት በመቃወማቸው ብቻ በገንዘብና በእስር እየተቀጡ በመሆናቸው በስርዓቱ ላይ ምሬታቸውን እያሰሙ እንደሚገኙ ምንጮቻችን ከቦታው ገለጹ።

ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ንዝንቡዕ ምሕደራ ስርዓት ህወሓት-ኢህወዴግ ብምቅዋም ናብ ክፍሊ ታዕሊም ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ /ዴምህት/ ተፀቢሮም፣፣

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ 4ይ ዓመት መበል 12 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ብዘይ ምስምማዕ ከም ዝተበተነ ተፈሊጡ።

ኣብ ዞባ ኣዊ ዝርከቡ ሓረስቶት ብዛዕባ ምሩፅ ዘርኢ ጣፍ ምዕዳግን ብመስመር ኣዘራርኣን ብምቅዋሞም ጥራሕ ይእሰሩን ብገንዘብ ይቕፅዑን ብምህላዎም ኣብ ልዕሊ እቲ ስርዓት መረረቶም የስምዑ ከም ዘለው ምንጭታትና ሓቢሮም።

ኣብ ዞባ ኣዊ ካብ ከተማ ኮሶበር ናብ ሱርታ፤ ቻግኒን ገምባሃን ቅድሚ ክልተ ዓመት ንመብራህቲ ተባሂሎም ዝተተኽሉ ዓንድታት ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ከይሃቡ ይወድቁ ምህላዎም ምንጭታትና ሓቢሮም።